ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 4
  • 20-26 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 4

20-26 ለካቲት

ኢሳይያስ 58-62

  • መዝሙር 57ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኣውጅ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 61:1, 2—የሱስ፡ ‘ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኺእውጅ’ ተቐብአ (ip-2-E 322 ¶4)

    • ኢሳ 61:3, 4—የሆዋ ኣብ ዕዮኡ ደገፍ ዚህቡ፡ “ዓበይቲ ኣእዋም ጽድቂ” የዳሉ (ip-2-E 326-327 ¶13-15)

    • ኢሳ 61:5, 6—እቶም “መጻእተኛታት” ነቶም “ካህናት የሆዋ” ኣብቲ ዝዓበየ ወፈራ ምስክርነት ይተሓባበርዎም (w12 15/12 25 ¶5-6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 60:17—የሆዋ ነዚ ተስፋ እዚ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ከም ዝፈጸሞ ዜርኢ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧ (w15 15/7 9-10 ¶14-17)

    • ኢሳ 61:8, 9—እቲ “ዘለኣለማዊ ኺዳን” እንታይ እዩ፧ እቶም “ዘርኢ”ኸ መን እዮም፧ (w07 15/1 11 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 62:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.1 ገበር

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.1 ገበር

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 16 ¶19—ንእሽቶ ጓል ዘላታ ኣደ እንተ ኣልያ፡ ንጓላ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ትምርሓላ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 66

  • “ኣብ ኣገልግሎትካ ቪድዮታት ተጠቐም”፦ (6 ደቒቕ) መደረ። ነታ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ምስቲ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ዚዕደል ጽሑፋት ብምትሕሓዝ፡ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ወይ ኣብ ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪጥቀሙላ ንዅሎም ኣተባብዓዮም።

  • “ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ብጥበብ ተጠቐመሉ”፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ ኮንጎ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ዚዝርጋሓሉ መገዲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 113ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ