ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 5
  • ‘ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኣውጅ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኣውጅ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መስተንክር ፍጥረት የሆዋ ‘ኣእዋም የሆዋ ጸገባ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ንነዊሕ እዋን ጸኒዑ ዝነብር ኣእዋም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 58-62

‘ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኣውጅ’

“ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ፡” ቃል ብቓሉ ዓመት ኣይኰነትን

61:1, 2

  • እዚ እዋን እዚ፡ የሆዋ ንዓቃላት ሰባት ነቲ ዚእውጆ ኣዋጅ ናጽነት ኣወንታዊ ምላሽ ኪህቡ ኣጋጣሚ ዚኸፍተሎም እዋን እዩ

  • ኣብ ቀዳማይ ዘመን፡ ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ፡ ካብቲ የሱስ ብ29 ድ.ክ. ኣገልግሎቱ ዝጀመረሉ ዓመት ኣትሒዙ ኽሳዕ እቲ የሩሳሌም ብ70 ድ.ክ. ብ“መዓልቲ ሕነ” የሆዋ ዝጠፍኣትሉ ዓመት ዚዝርጋሕ እዩ ነይሩ

  • ኣብዚ ግዜና፡ ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ፡ ኣብቲ የሱስ ኣብ ሰማይ ንጉስ ዝዀነሉ 1914 እዩ ጀሚሩ፣ ኣብቲ ብርቱዕ ጸበባ ድማ ኪዛዘም እዩ

ካብ 29 ድ.ክ. ክሳዕ ብ70 ድ.ክ.፣ ካብ 1914 ክሳዕ እቲ ብርቱዕ ጸበባ ዝነበረ ዓመት ጽቡቕ ፈቓድ ዜርኢ ሰሌዳ ግዜ

የሆዋ ንህዝቡ፡ “ዓበይቲ ኣእዋም ጽድቂ” ብምሃብ ይባርኾም

61:3, 4

  • እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝነውሐ ኣእዋም መብዛሕትኡ ግዜ ብጕጅለ ዀይኑ ንሓድሕዱ እናተደጋገፈ ኣብ ሓደ ዱር እዩ ዚዓቢ

  • ሰራውር እዚ ኣእዋም እዚ ንሓድሕዱ ኺጠናነግ ስለ ዚኽእል፡ ብርቱዕ ህቦብላ ይጻወር

  • ነዋሕቲ ኣእዋም ነቲ ውልዶ ጽላል ይዀኖ፡ እቲ ኻብኡ ዚረግፍ ኣቝጽልቲ ድማ ንሓመድ ድዅዒ ይዀኖ

ኵሎም ኣባላት ዓለምለኻዊት ክርስትያናዊት ጉባኤ፡ ካብቲ እቶም “ዓበይቲ ኣእዋም ጽድቂ” እተባህሉ ተረፍ ቅቡኣት ዚገብሩሎም ደገፍን ዕቝባን ይጥቀሙ

ድልዱል ሰራውር ዘለዎ ዓበይቲ ኣእዋም ነቲ ውልዶ ጽላል ይዀኖ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ