ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መጋቢት ገጽ 6
  • 27 መጋቢት–2 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 መጋቢት–2 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መጋቢት ገጽ 6

27 መጋቢት–2 ሚያዝያ

ኤርምያስ 12-16

  • መዝሙር 128ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እስራኤላውያን ንየሆዋ ረሲዖምዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 13:1-5—ኤርምያስ ብዙሕ ጻዕሪ ዚሓትቶ እኳ እንተ ነበረ፡ ዕጣቕ በፍታ ንምሕባእ፡ መምርሒታት ኣምላኽ ተኣዘዘ (jr 51 ¶17)

    • ኤር 13:6, 7—ኤርምያስ ነታ ዕጣቕ ንምውሳድ ነዊሕ ጕዕዞ ምስ ተጓዕዘ፡ ተባላሽያ ጸንሓቶ (jr 52 ¶18)

    • ኤር 13:8-11—የሆዋ እቲ ምስ እስራኤላውያን ዝነበሮ ጥብቂ ርክብ ብምኽንያት ንቕጽናኦም ከም ዚበላሾ እዩ ብምሳሌ ዚገልጽ ነይሩ (jr 52 ¶19-20፣ it-1-E 1121 ¶2)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 12:1, 2, 14—ሕቶ ኤርምያስ እንታይ ነበረ፧ መልሲ የሆዋኸ እንታይ ነበረ፧ (jr 118 ¶11)

    • ኤር 15:17—ኤርምያስ ብዛዕባ ዕርክነት እንታይ ኣረኣእያ ነበሮ፧ ብኸመይከ ኽንመስሎ ንኽእል፧ (w04 1/5 12 ¶16)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 13:15-27

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽርን ቪድዮን—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽርን ቪድዮን—ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ) w16.03 29-31—ፍረ ነገር፦ ህዝቢ ኣምላኽ ብዓባይ ባቢሎን ተማሪኾም ዝነበሩ መዓስ እዮም፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 79

  • “ኣባላት ስድራ ቤትካ ንየሆዋ ኺዝክርዎ ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “እዚ . . . ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን”—ቃለ መጠይቕ ስድራ ቤታት ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 12-20፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ