ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መጋቢት ገጽ 7
  • እስራኤላውያን ንየሆዋ ረሲዖምዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እስራኤላውያን ንየሆዋ ረሲዖምዎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ ጐራሕ ልብኻ ሓልዎ
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • “ቃላተይ ኣብ ኣፍካ ኤንብር አሎኹ”
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • “ትም ኣይብልን”
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • የሆዋ ንኤርምያስ ኪሰብኽ ለኣኾ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መጋቢት ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 12-16

እስራኤላውያን ንየሆዋ ረሲዖምዎ

የሆዋ ነቲ ነቓጽ ትዕቢት ይሁዳን የሩሳሌምን ኬጥፍኦ ወሲኑ ነበረ፣ ኤርምያስ ድማ ነዚ ጥፍኣት እዚ ብምሳሌ ዜብርህ ኣጸጋሚ ዕዮ ተዋሂብዎ ነበረ።

ኤርምያስ ካብ የሩሳሌም ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ በጺሑ ይምለስ

ኤርምያስ፡ ዕጣቕ በፍታ ኣምጽአ

13:1, 2

  • እታ ዕጣቕ ኣብ ሕቘ ምጥባቓ፡ ነቲ ኣብ መንጎ የሆዋን ኣብ መንጎ ህዝቡን ኪህሉ ዚኽእል ዝነበረ ጥብቂ ርክብ የመልክት

ኤርምያስ ነታ ዕጣቕ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ወሰዳ

13:3-5

  • ኣብ ነቓዕ ከውሒ ሓቢእዋ ድማ ናብ የሩሳሌም ተመልሰ

ኤርምያስ ነታ ዕጣቕ ኬምጽኣ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ተመልሰ

13:6, 7

  • እታ ዕጣቕ ተበላሽያ ነበረት

ኤርምያስ ነቲ ዕዮ ምስ ፈጸሞ፡ የሆዋ ነቲ ጕዳይ ኣብርሆ

13:8-11

  • ኤርምያስ ኣብቲ ጢጥ ቅሚጥ ዚመስል ነገር እውን እንተ ዀነ፡ ካብ ልቡ ንየሆዋ ይእዘዞ ምንባሩ፡ ኣብቲ የሆዋ ንልቢ እቶም ህዝቢ ንምትንካፍ ዝገበሮ ጻዕሪ ግደ ነይርዎ እዩ

ትፈልጥዶ፧

ካብ የሩሳሌም ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ዘሎ ርሕቐት ኣስታት 500 ኪሎ ሜተር እዩ። ኤርምያስ ነዚ ኽልቲኡ ጕዕዞ እዚ ንምፍጻም ኣስታት 2,000 ኪሎ ሜተር ዚኣክል ርሕቀት ኪጓዓዝ ነበሮ፣ ብእግሩ ተጓዒዙ ኪኸውን ስለ ዚኽእል ድማ ሓያሎ ኣዋርሕ ወሲዱሉ ኪኸውን ኣለዎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ