ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 4
  • ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሱ እስራኤላውያን ዜስተማቕርዎ በረኸት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሱ እስራኤላውያን ዜስተማቕርዎ በረኸት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቤት መቕደስ ኣምላኽ ‘ብልብኻ ኣቕልበሉ’!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • “ነታ ምድሪ ርስቲ ጌርኩም ክትመቕልዋ ኸለኹም”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • “ሕጊ እታ ቤተ መቕደስ እዚ እዩ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • “ነታ ቤተ መቕደስ ግለጸሎም”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 46-48

ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሱ እስራኤላውያን ዜስተማቕርዎ በረኸት

እቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ ቤተ መቕደስ ነቶም ኣብ ምርኮ ዝነበሩ እስራኤላውያን ኣተባቢዕዎም እዩ። ብዘይካዚ፡ እቲ ብዛዕባ ምሕዳስ ዚገልጽ ትንቢታት ከም ዚፍጸም ዜረጋግጽ እዩ ነይሩ። እቶም ብየሆዋ እተባረኹ ህዝቢ ኣብቲ ኽብ ዝበለ ንጹህ ኣምልኾ ከም ዚመላለሱ እውን ዚሕብር እዩ ነይሩ።

እቶም ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሱ እስራኤላውያን ኣብታ ፍረ እትፈሪ ሃገር ተሓጒሶም ይነብሩ

እቲ ራእይ ውዳበን ሕብረትን ደሓንን ከም ዚህሉ የተስፉ

47:7-14

  • እትዕምብብን ፍረ እትፈርን ሃገር

  • ነፍሲ ወከፍ ስድራ ቤት ርስቲ ይህልዋ

እታ ሃገር ነቶም ህዝቢ ተኸፋፊላ ቕድሚ ምውሃባ፡ ዝበለጸ ኽፋል መሬታ ንየሆዋ ‘ተፈልዩ’ ኸም “መባእ” ይቐርብ

48:9, 10

ንኣምልኾ የሆዋ ኣብ ህይወተይ ቀዳምነት ከም ዝህብ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧ (w06 15/4 27-28 ¶13-14)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ