ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 5
  • 18-24 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 5

18-24 መስከረም

ዳንኤል 1-3

  • መዝሙር 148ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ እሙን ምዃን በረኸት የምጽእ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ዳንኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ዳን 3:16-20—ብጾት ዳንኤል ከቢድ ፈተና እኳ እንተ ነበሮም፡ እሙናት ኰይኖም (w15 15/7 25 ¶15-16)

    • ዳን 3:26-29—ተኣማንነቶም ንስም የሆዋ ውዳሰ፡ ንዓታቶም ከኣ በረኸት ኣምጺኡሎም (w13 15/1 9 ¶13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዳን 1:5, 8—ዳንኤልን እቶም ሰለስተ ብጾቱን በቲ ጥዑም ብልዒ ንጉስ ከም ዚረኽሱ ዀይኑ እተሰምዖም ስለምንታይ እዮም፧ (it-2-E 382)

    • ዳን 2:44—መንግስቲ ኣምላኽ ንምድራውያን መንግስትታት ክትሕምሽሸን ዘድለየ ስለምንታይ እዩ፧ (w12 15/6 17: ሳጹን፣ w01 15/10 6 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዳን 2:31-43

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 40:22—ሓቂ ምሃር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሮሜ 15:4—ሓቂ ምሃር—ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w17.02 29-30—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ክንጻወር ከም እንኽእል ኣቐዲሙ ብምግምጋም ክንጾሮ እንኽእል ፈተናታት ጥራይ ክንፍተን ይውስን ድዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 124

  • “ክትፍተን ከለኻ እሙን ኩን”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • “ዘመድካ ምስ ዚውገድ እሙን ኩን”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia መደምደምታ፡ ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 87ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ