ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 1-3 ንየሆዋ እሙን ምዃን በረኸት የምጽእ እቲ ብዛዕባ እቶም ሰለስተ እብራውያን ዚገልጽ ጸብጻብ ነቲ ንየሆዋ እሙናት ክንከውን ዝገበርናዮ ቘራጽነት ኬደልድሎ ይኽእል እዩ። 3:16-20, 26-29 ብመሰረት እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት፡ ንየሆዋ እሙን ምዃን እንታይ የጠቓልል፧ ማቴ 24:14 ዮሃ 17:16 1ቈረ 6:9, 10