ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • ንየሆዋ ዝበለጸ ሃቦ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ዝበለጸ ሃቦ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣምላኽ ዜሐጕስ መስዋእትታት ምቕራብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ስምረት ኣምላኽ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይመርሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ካብ ‘ምስሊ ሓቂ’ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንየሆዋ ባህ ዘብሎ መስዋእቲ ምስጋና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሆሴእ 8-14

ንየሆዋ ዝበለጸ ሃቦ

14:2, 4, 9

ንየሆዋ ዝበለጸ ምስ እትህቦ ንልቡ ተሐጕሶ፡ ንስኻ እውን ትጥቀም

ንየሆዋ ዝበለጸ ምስ እንህቦ ንልቡ ነሐጕሶ፡ ንሕና እውን ንጥቀም

ምስ የሆዋ ዘሎካ ርክብ

  1. ንየሆዋ መስዋእቲ ምስጋና ተቕርበሉ

  2. የሆዋ ይቕረ ይብለልካ፡ ስምረቱ ይህበካ፡ ዓርኪ ይዀነካ

  3. ትእዛዛት የሆዋ ብምሕላው ንእትረኽቦ ጥቕሚ ተማስወሉ፡ ንየሆዋ ንምውዳስ ከኣ ዝያዳ ትድረኽ

ትፈልጥዶ፧

እስራኤላውያን ካብ ዜቕርብዎም ዝነበሩ ዝዓበዩን ዝበለጹን እንስሳታት፡ ዝራብዓት እዮም ነይሮም። ዝራብዓት ምእንቲ ኻህናት ወይ ምእንቲ መላእ ህዝቢ እስራኤል ንመስዋእቲ ዚቐርቡሉ ግዝያት ነይሩ እዩ። የሆዋ ንውዳሰ ኸናፍርና ኸም ሓደ ኻብቲ ብሉጽ መስዋእትታት ገይሩ ይቘጽሮ።

ሓደ እስራኤላዊ ብዕራይ ይጐትት

ንየሆዋ ዝበለጸ ኽህቦ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ