ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መጋቢት ገጽ 4
  • 19-25 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19-25 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መጋቢት ገጽ 4

19-25 መጋቢት

ማቴዎስ 24

  • መዝሙር 126ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 24:12—ጥሕሰት ሕጊ ስለ ዚበዝሕ፡ ናይ ሰባት ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ (it-2-E 279 ¶6)

    • ማቴ 24:39—ንገሊኦም ቀንዲ ዜገድሶም ጕዳይ እቲ ልሙድ መዓልታዊ ናብራኦም ስለ ዝዀነ፡ ከም ዜስግሉ ይገብሮም (w99 15/11 19 ¶5)

    • ማቴ 24:44—ወዲ ሰብ ኣብ ዘይተሓስበ ሰዓት ይመጽእ (jy 259 ¶5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 24:8—ቃላት የሱስ እንታይ እዩ ዚእምት፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 24:8 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ቅልውላው”)

    • ማቴ 24:20—የሱስ ነዘን ቃላት እዚአን እተዛረበን ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 24:20 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ብኽረምቲ፡” “ብሰንበት”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 24:1-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ የልዕል።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ መጀመርታ ዘዘራረብካዮ ሰብ ኣብ ቤቱ እኳ እንተ ዘየለ፡ ዘመዱ ግና ማዕጾ ይኸፍተልካ።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 57

  • “ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚርከበሉ ኽፋል፡ ካብ ስቱድዮና ርኣ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 16-21፡ “ኣብ ኣማዞን ክልተ ትራክት ንኽልተ ልቢ ብኸመይ ከም ዝተንከያ” ዘርእስታ ሳጹንን “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹንን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 75ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ