ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 6
  • 24-30 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 6

24-30 መስከረም

ዮሃንስ 7-8

  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ንኣቦኡ ኣኽቢርዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 7:15-18—የሱስ ብዛዕባ ትምህርቱ ውዳሰ ምስ ረኸበ፡ ውዳሰ ዚግብኦ የሆዋ ኸም ዝዀነ ይዛረብ ነበረ (cf 100-101 ¶5-6)

    • ዮሃ 7:28, 29—የሱስ፡ ወኪል ኣምላኽ ኰይኑ ኸም እተላእከ ምዝራቡ ንየሆዋ ኸም ዚግዛእ ይሕብር

    • ዮሃ 8:29—የሱስ ወትሩ ንኣቦኡ ዜሕጕስ ነገር ከም ዚገብር ንሰማዕቱ ነገሮም (w11 15/3 11 ¶19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 7:8-10—የሱስ ነቶም ዘይኣመኑ ብስጋ ኣሕዋቱ፡ ሓቂ ዘይኰነ ነገር ተዛሪብዎም ድዩ፧ (w07 1/2 6 ¶4)

    • ዮሃ 8:58—እታ ኣብ መወዳእታ እዛ ፍቕዲ እትርከብ መግለጺት፡ ኣብ ክንዲ “ኣነ እየ፡” “ኣነ ኣለኹ” ተባሂላ ኽትትርጐም መሰረት ዝዀነ ነገር እንታይ እዩ፧ እዚኸ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 8:31-47

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 9-10 ¶10-11

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 103

  • “ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለት ትሕትና ኣርኢ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ንዅለን ቪድዮታት ወልዓየን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr “6ይ ክፋል ደገፍ መንግስቲ ኣምላኽ—ንኣምልኾ ምህናጽን ረድኤት ምሃብን፡” ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 1-8

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 72ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ