ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • የሱስ ንኣባጊዑ ይሓልየለን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ንኣባጊዑ ይሓልየለን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምጽንናዕ ካበይ ክንረክብ ንኽእል፧
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
  • ‘ዝጠፍአት ከናዲ እየ’
    ናብ የሆዋ ተመለስ
  • እቲ ሕያዋይ ጓሳን ደምበታት ኣባጊዕን
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • የሆዋ ጓሳና እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 9-10

የሱስ ንኣባጊዑ ይሓልየለን

10:1-5, 11, 14, 16

ኣብ መንጎ ጓሳን ኣባጊዕን ዘሎ ርክብ፡ ኣብ ፍልጠትን እምነትን እተመስረተ እዩ። የሱስ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ንኣባጊዑ በብውልቂ ይፈልጠን እዩ፣ ማለት፡ እንታይ ከም ዜድልየንን እንታይ ድኽመት ከም ዘለወንን እንታይ ብርታዐ ኸም ዘለወንን ይፈልጥ እዩ። እተን ኣባጊዕ እውን ንጓሳአን ይፈልጣኦን ብመሪሕነቱ ይተኣማመናን እየን።

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት፡ የሱስ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧

  • ንኣባጊዑ ኣብ ምእካብ

  • ንኣባጊዑ ኣብ ምምራሕ

  • ንኣባጊዑ ኣብ ምዕቋብ

  • ንኣባጊዑ ኣብ ምምጋብ

ሓደ ጓሳ ኣፍ ደገ ደምበ ኣባጊዕ ይሕሉ

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ነቲ የሱስ ዘርኣየኒ ሓልዮት ኣዝየ ኸም ዘማስወሉ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ