ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥሪ ገጽ 8
  • ደቅና ብኸመይ ከም እነዕቢ፡ የሆዋ ምሂሩና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ደቅና ብኸመይ ከም እነዕቢ፡ የሆዋ ምሂሩና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም፡ ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ስድራ ቤትካ ብኸመይ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል፧—2ይ ክፋል
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም፡ ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ሓግዝዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ብመንፈስ ድልድልቲ ስድራቤት ምህናጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥሪ ገጽ 8
ኣቢሊዮ ኣሞሪምን ኡላ ኣሞሪምን

ክርስትያናዊ ህይወት

ደቅና ብኸመይ ከም እነዕቢ፡ የሆዋ ምሂሩና

ሰብ ሓዳር ዕዉት ብዝዀነ መገዲ ደቆም ምእንቲ ኼዕብዩ፡ ካብቲ ሰማያዊ ኣቦኦም ዝዀነ የሆዋ እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧ ነታደቅና ብኸመይ ከም እነዕቢ፡ የሆዋ ምሂሩና ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ብዛዕባ ኣቢሊዮ ኣሞሪምን ኡላ ኣሞሪምን፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

ኣቢሊዮ ኣሞሪምን ኡላ ኣሞሪምን ኣብ መዓልቲ መርዓኦም፡ ምስ ንኣሽቱ ደቆም፡ ሓደ ወዶም ምስ ሰበይቱ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ኣተዓባብያኦም፡ ከም ወለዲ መጠን ደቆም ኣብ ምዕባይ ብኸመይ ጸልይዎም፧

  • ደቆም እንታይ ባህ ዜብል ተዘክሮታት እዋን ቍልዕነት እዩ ዘለዎም፧

  • ኣቢሊዮን ኡላን ንዘዳግም 6:6, 7 ኣብ ግብሪ ዘውዓልዋ ብኸመይ እዮም፧

  • ንደቆም ሕግታት ጥራይ ዘይሃብዎም ስለምንታይ እዮም፧

  • ንደቆም መጻኢኦም ባዕሎም ኪሃንጹ ዝሓገዝዎም ብኸመይ እዮም፧

  • ከም ወለዲ መጠን መስዋእቲ ዜኽፍሎም እኳ እንተ ዀነ፡ ደቆም ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ ኪዀኑ ወትሩ ዜተባብዕዎም ብኸመይ እዮም፧ (bt 178 ¶19)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ