14-20 ጥሪ
ግብሪ ሃዋርያት 23-24
መዝሙር 148ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መትከርን መናዓብን ተባሂሉ ተኸስሰ”፦ (10 ደቒቕ)
ግብ 23:12, 16—እቲ ንጳውሎስ ንምቕታል እተኣልመ ውዲት ፈሸለ (bt 191 ¶5-6)
ግብ 24:2, 5, 6—ጠርጠሎስ ዚብሃል ክኢላ ተዛራባይ ንጳውሎስ ናብ ሮማዊ ሹም ከሰሶ (bt 192 ¶10)
ግብ 24:10-21—ጳውሎስ ነቲ ዝቐረበሉ ኽስታት ከም ዘይውዓሎ ብኣኽብሮት ገለጸን ብትብዓት መስከረን (bt 193-194 ¶13-14)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 23:1-15 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 2)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)