ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሓምለ ገጽ 2
  • 1-7 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሓምለ ገጽ 2

1-7 ሓምለ

ቈሎሴ 1-4

  • መዝሙር 56ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ነቲ ኣረጊት ቀንጢጥኩም፡ ሓድሽ ልበሱ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ቈሎሴ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ቈሎ 3:5-9—‘ነቲ ኣረጊት ስብእና ቐንጥጡ’ (w11 15/3 10 ¶12-13)

    • ቈሎ 3:10-14—“ሓድሽ ስብእና ልበሱ” (w13 15/9 21 ¶18-19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ቈሎ 1:13, 14—“መንግስቲ ፍቑር ወዱ” እንታይ እያ፧ (it-2 169 ¶3-5)

    • ቈሎ 2:8—“መባእታዊ ነገራት ዓለም” እንታይ እዩ፧ (w08 15/8 28 ¶8)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ቈሎ 1:1-20 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ልክዕን ዜእምንን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 7 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w04 1/5 19-20 ¶3-7—ፍረ ነገር፦ ገሊኦም ክርስትያናት ንጳውሎስ “ዜበራትዕ ደገፍ” ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (ቈሎ 4:11፡ እ.ጽ.) (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 17

  • ጸብጻብ ኮሚተ ትምህርቲ 2018፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ ጕዕዞ ሓደ ኣገዳሲ ኽፋል ንጥፈታት ውድብና ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ ክፍሊ መገሻ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ንገንዘብ እታ ውድብ ዚቝጥብ ብኸመይ እዩ፧ ኣስፋሕቲ ነቲ ንመጐዓዝያ ዚወጽእ ናይ ውድብ ገንዘብ ምእንቲ ኺንክዩ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ ክፍሊ መገሻ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ነቶም ኣብ 2019 ናብ ዚግበር ኣህጉራዊ ኣኼባታት ዚጕዓዙ ልኡኻት ዚሕግዞም ብኸመይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 25

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ