ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሓምለ ገጽ 2
  • ነቲ ኣረጊት ቀንጢጥኩም፡ ሓድሽ ልበሱ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ኣረጊት ቀንጢጥኩም፡ ሓድሽ ልበሱ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ነቲ ኣረጊት ስብእና ኽትቅንጥጦ’ ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ድሕሪ ጥምቀት እውን ‘ሓድሽ ስብእና ልበስ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • እንታይ ዓይነት ሰብ ክትከውን ትደሊ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ሓድሽ ስብእና ለቢስና እንነብር ብኸመይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሓምለ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ቈሎሴ 1-4

ነቲ ኣረጊት ቀንጢጥኩም፡ ሓድሽ ልበሱ

3:5-14

ሓንቲ ሓብቲ ነታ ንየሆዋ ቕረቦ ዘርእስታ መጽሓፍን መጽሓፍ ቅዱስን ድሕሪ ምንባባ ተስተንትን

ሓቂ ምስ ፈለጥካ፡ ኣብ ባህርያትካ ዓበይቲ ለውጥታት ጌርካዶ፧ የሆዋ በቲ ዝገበርካዮ ጻዕሪ ኸም እተሓጐሰ ርግጸኛ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ። (ህዝ 33:11) ይኹን እምበር፡ እቲ ኣረጊት ስብእና መሊሱ ምእንቲ ኸይደግሰካን ነቲ ሓድሽ ስብእና ምእንቲ ኸተርእን፡ ቀጻሊ ጻዕሪ ኽትገብር የድልየካ እዩ። ኣበየናይ መዳይ ከም እተመሓይሽ ንምርኣይ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ንሓደ ዝበደለኒ ሰብ ተቐይመዮ ኣለኹ ድየ፧

  • ተሃዊኸ ወይ ደኺመ እውን ከይተረፈ፡ ዓቕሊ አርኢ ድየ፧

  • ርኹስ ሓሳባት ምስ ዚመጸኒ፡ ቀልጢፈ አወግዶ ድየ፧

  • ካልእ ዓሌት ወይ ዜግነት ብዛዕባ ዘለዎም ሰባት ኣሉታዊ ስምዒት ኣሎኒ ድዩ፧

  • ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ ብቓለይ ዝጐዳእክዎ ወይ እተቘጣዕክዎ ሰብ ኣሎዶ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ