ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሰነ ገጽ 7
  • 29 ሰነ–5 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 29 ሰነ–5 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሰነ ገጽ 7

29 ሰነ–5 ሓምለ

ዘጸኣት 4-5

  • መዝሙር 3ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ክትዛረብ ከለኻ ምሳኻ ክኸውን እየ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 4:10, 13—ሙሴ ነቲ እተዋህቦ ዕዮ ዘይበቅዕ ኰይኑ ተሰምዖ (w10 15/10 13-14)

    • ዘጸ 4:11, 12—የሆዋ ኸም ዚሕግዞ ኣረጋገጸሉ (w14 15/4 9 ¶5-6)

    • ዘጸ 4:14, 15—የሆዋ ንሙሴ ምእንቲ ኺሕግዞ ንኣሮን መዘዞ (w10 15/10 14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 4:24-26—ጺጶራ ንየሆዋ “ናይ ደም መርዓዊ” ዝበለቶ ስለምንታይ እያ፧ (w04 15/3 28 ¶4)

    • ዘጸ 5:2—ፈርኦን ንየሆዋ ዘይፈለጦ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 12 ¶5)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 4:1-17 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 100 ¶15-16 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 61

  • “ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • “ክትሰብኽን ክትምህርን ትኽእል ኢኻ!”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትብዑ!—ኣቱም ኣስፋሕቲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 71

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ