ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 8
  • 31 ጥሪ–6 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 ጥሪ–6 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 8

31 ጥሪ–6 ለካቲት

ሩት 3-4

  • መዝሙር 39ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጽቡቕ ስም ኣጥርን ዓቅብን”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ሩት 4:6—ሓደ ወራሲ ብምብጃዉ ርስቱ ‘ኼበላሹ’ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w05 1/3 29 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ሩት 4:7-22 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • “ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ ሓግዞም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 03 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 24

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 3 ¶21-30

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 104ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ