ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 12
  • 22-28 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 12

22-28 ነሓሰ

1 ነገስት 7

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብቲ ኽልተ ኣዕኑድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ነገ 7:23—ካብቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ ዓብዪ “ናይ ፍሲ ባሕሪ” እንታይ ንምሃር፧ (it-1 263)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 7:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚግበር ድማ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 06 ነጥቢ 6ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 72

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “ኣብ መስከረም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ፍሉይ ወፈራ”፦ (10 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ​—መዝ 37:29 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንወፈራ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 12 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ፡ ሳጹን 12ሀ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 101ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ