ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:28 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧ ጥቕሲ፦ ኢሳ 55:11 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧