ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1580-1581
  • ለ5 ማሕደርን ሊቀ ኻህናትን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ለ5 ማሕደርን ሊቀ ኻህናትን
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጸኒዕኩም ቁሙ፡ ድሕነት የሆዋ ኸኣ ርኣዩ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ለ5 ማሕደርን ሊቀ ኻህናትን

ለ5

ማሕደርን ሊቀ ኻህናትን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

መዋቕርን ኣቕሑን ማሕደር

  1. 1 ታቦት (ዘጸ 25:10-22፣ 26:33)

  2. 2 መጋረጃ (ዘጸ 26:31-33)

  3. 3 ዓንዲ መጋረጃ (ዘጸ 26:31, 32)

  4. 4 ቅድስቲ (ዘጸ 26:33)

  5. 5 ቅድስተ ቕዱሳን (ዘጸ 26:33)

  6. 6 መጋረዲ (ዘጸ 26:36)

  7. 7 ዓንዲ መጋረዲ (ዘጸ 26:37)

  8. 8 ካብ ነሓሲ እተገብረ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:37)

  9. 9 መሰውኢ ዕጣን (ዘጸ 30:1-6)

  10. 10 ሰደቓ እንጌራ ምርኣይ (ዘጸ 25:23-30፣ 26:35)

  11. 11 ቀዋሚ ቐንዴል (ዘጸ 25:31-40፣ 26:35)

  12. 12 ካብ በፍታ እተገብረ ዓለባ ድንኳን (ዘጸ 26:1-6)

  13. 13 ካብ ጸጕሪ ጤል እተገብረ ዓለባ ድንኳን (ዘጸ 26:7-13)

  14. 14 ካብ ቈራብቲ ድዑል እተገብረ መኽደኒ (ዘጸ 26:14)

  15. 15 ካብ ቈራብቲ ታሓሽ እተገብረ መኽደኒ (ዘጸ 26:14)

  16. 16 መቓን ሉሕ (ዘጸ 26:15-18, 29)

  17. 17 ካብ ብሩር እተገብረ መቓን ሉሕ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:19-21)

  18. 18 ተገዳም (ዘጸ 26:26-29)

  19. 19 ካብ ብሩር እተገብረ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:32)

  20. 20 ገበራ ነሓሲ (ዘጸ 30:18-21)

  21. 21 መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (ዘጸ 27:1-8)

  22. 22 ኣጸድ (ዘጸ 27:17, 18)

  23. 23 ኣፍ ደገ (ዘጸ 27:16)

  24. 24 ካብ በፍታ እተገብረ መኸወሊታት (ዘጸ 27:9-15)

ሊቀ ኻህናት

ዘጸኣት ምዕራፍ 28፡ ክዳውንቲ ሊቀ ኻህናት እስራኤል ብዝርዝር ትገልጽ

  • መጠምጠምያ (ዘጸ 28:39)

  • ቅዱስ ምልክት ተወፋይነት (ዘጸ 28:36፣ 29:6)

  • እምኒ ኦኒክስ (ዘጸ 28:9)

  • ሰንሰለት (ዘጸ 28:14)

  • ናይ ፍርዲ ልብሲ ኣፍ ልቢ ምስ 12 ኽቡራት ኣእማን (ዘጸ 28:15-21)

  • ኤፎድን እሉም ዕጣቑን (ዘጸ 28:6, 8)

  • እጅገ ዘይብሉ ሰማያዊ ቐምሽ ላዕሊ (ዘጸ 28:31)

  • ቃጭላትን ሮማናትን እተገብረሉ ኸፈፍ (ዘጸ 28:33-35)

  • ሰንጠረጃዊ ወለል ዚብል ክዳን (ዘጸ 28:39)

  • ኣብ ሰሌዳ ዚርአ

  • 1512 ቅ.ክ. ህንጸት ማሕደር ተወድአ

  • 1026 ቅ.ክ. ቤተ መቕደስ ተመረቐ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ