ዘጸኣት ትሕዝቶ 1 እስራኤላውያን ኣብ ግብጺ በዝሑ (1-7) ፈርኦን ንእስራኤላውያን ጨቈኖም (8-14) ንኣምላኽ ዝፈርሃ መሕረስቲ ህይወት ኣድሓና (15-22) 2 ሙሴ ተወልደ (1-4) ጓል ፈርኦን ንሙሴ ረዓመቶ (5-10) ሙሴ ናብ ሚድያን ሃደመ፡ ንጺጶራ ድማ ተመርዓዋ (11-22) ኣምላኽ፡ ኣውያት እስራኤላውያን ሰምዐ (23-25) 3 ሙሴን እትነድድ ቈጥቋጥን (1-12) የሆዋ ብዛዕባ ስሙ ገለጸ (13-15) የሆዋ ንሙሴ ኣዘዞ (16-22) 4 ሙሴ ኺገብሮ እተዋህቦ ሰለስተ ትእምርቲ (1-9) ሙሴ ዘይበቅዕ ኰይኑ ተሰምዖ (10-17) ሙሴ ናብ ግብጺ ተመልሰ (18-26) ሙሴ ምስ ኣሮን ተራኸበ (27-31) 5 ሙሴን ኣሮንን ኣብ ቅድሚ ፈርኦን (1-5) ጭቈና በርትዐ (6-18) እስራኤላውያን ንሙሴን ንኣሮንን ወቐስዎም (19-23) 6 ከም ብሓድሽ እተዋህበ ተስፋ ሓርነት (1-13) ስም የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ኣይተፈልጠን (2, 3) ወለዶ ሙሴን ኣሮንን (14-27) ሙሴ ኸም ብሓድሽ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ከም ዚቐርብ (28-30) 7 የሆዋ ንሙሴ ኣበርትዖ (1-7) በትሪ ኣሮን ዓብዪ ተመን ኰነት (8-13) ቀዳማይ መዓት፦ ማይ ናብ ደም ተለወጠ (14-25) 8 ካልኣይ መዓት፦ ቍርዖብ (1-15) ሳልሳይ መዓት፦ ጻጹት (16-19) ራብዓይ መዓት፦ ጽንጽያ ኸልቢ (20-32) ጎሼን ኣይተጸልወትን (22, 23) 9 ሓምሻይ መዓት፦ ሞት ማል (1-7) ሻድሻይ መዓት፦ ኣብ ሰብን እንስሳን ዝወጸ ምጕልንጭዋ (8-12) ሻውዓይ መዓት፦ በረድ (13-35) ፈርኦን ሓይሊ ኣምላኽ ኪርኢ እዩ (16) ስም የሆዋ ኺውረ እዩ (16) 10 ሻምናይ መዓት፦ ኣንበጣ (1-20) ታሽዓይ መዓት፦ ጸልማት (21-29) 11 ዓስራይ መዓት ተነግረ (1-10) እስራኤላውያን ህያባት ኪልምኑ ተነግሮም (2) 12 ፋስጋ ቘመ (1-28) ደም ኣብ ልዳውቲ ይነጸግ (7) ዓስራይ መዓት፦ በዅራት ተቐትሉ (29-32) ካብ ግብጺ ወጹ (33-42) እተን 430 ዓመት ተፈጸማ (40, 41) ሕጊ ፋስጋ (43-51) 13 ኵሉ ተባዕታይ በዅሪ ናይ የሆዋ እዩ (1, 2) በዓል ቅጫ (3-10) ኵሉ ተባዕታይ በዅሪ ንኣምላኽ ይወፈ (11-16) እስራኤላውያን ናብ ቀይሕ ባሕሪ ተመርሑ (17-20) ዓንዲ ደበናን ዓንዲ ሓውን (21, 22) 14 እስራኤላውያን ኣብ ባሕሪ በጽሑ (1-4) ፈርኦን ደድሕሪ እስራኤላውያን ሰዓበ (5-14) እስራኤላውያን ቀይሕ ባሕሪ ሰገሩ (15-25) ግብጻውያን ኣብ ባሕሪ ተደርበዩ (26-28) እስራኤላውያን ብየሆዋ ኣመኑ (29-31) 15 ሙሴን እስራኤላውያንን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-19) ሚርያም ብመዝሙር መለሰት (20, 21) መሪር ማይ ናብ ጥዑም ተለወጠ (22-27) 16 እቶም ህዝቢ ብዛዕባ ምግቢ ኣጕረምረሙ (1-3) የሆዋ ነቲ ምጕርምራሞም ሰምዖ (4-12) ብርኒጎታትን ማናን ተዋህቦም (13-21) ሰንበት ማና ኣይነበረን (22-30) ንመዘከርታ ዚኸውን ማና ተቐመጠ (31-36) 17 ኣብ ሆሬብ ብስእነት ማይ ኣማረሩ (1-4) ካብ ከውሒ ማይ ወጸ (5-7) ኣማሌቃውያን ተዋጊኦም ተሳዕሩ (8-16) 18 የትሮን ጺጶራን መጹ (1-12) የትሮ ፈራዶ ኺሽየሙ ምኽሪ ሃበ (13-27) 19 ኣብ ከረን ሲና (1-25) ‘መንግስቲ ኻህናት ክትኰኑኒ ኢኹም’ (5, 6) እቶም ህዝቢ ምስ ኣምላኽ ኪራኸቡ ተቐደሱ (14, 15) 20 ዓሰርተ ትእዛዛት (1-17) እስራኤላውያን በቲ ዝረኣይዎ ፈርሁ (18-21) ብዛዕባ ኣምልኾ እተዋህበ ትእዛዝ (22-26) 21 ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-36) ብዛዕባ እብራውያን ባሮት (2-11) ኣብ ብጻይካ ብዛዕባ ዚፍጸም ዓመጻ (12-27) ብዛዕባ እንስሳታት (28-36) 22 ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-31) ብዛዕባ ስርቂ (1-4) ኣብ ኣዝርእቲ ብዛዕባ ዚወርድ ዕንወት (5, 6) ብዛዕባ ኻሕሳን ዋንነትን (7-15) ብዛዕባ ምስሓት (16, 17) ብዛዕባ ኣምልኾን ማሕበራዊ ፍትሕን (18-31) 23 ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-19) ብዛዕባ ቕንዕናን ፍትሕን (1-9) ብዛዕባ ሰንበትን በዓላትን (10-19) መልኣኽ ንእስራኤላውያን ኪመርሖም እዩ (20-26) ዚወርስዎ ምድርን ዶባትን (27-33) 24 እቶም ህዝቢ ኺዳን ኪሕልዉ ተሰማምዑ (1-11) ሙሴ ኣብ ከረን ሲና (12-18) 25 መባእ እቲ ማሕደር (1-9) ታቦት (10-22) ሰደቓ (23-30) ቀዋሚ ቐንዴል (31-40) 26 ማሕደር (1-37) ዓለባ ድንኳን (1-14) መቓን ሉሕን ዚስኵዓሉ መቘምን (15-30) መጋረጃን መጋረድን (31-37) 27 መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (1-8) ኣጸድ (9-19) ዘይቲ ቐዋሚ ቐንዴል (20, 21) 28 ክዳውንቲ ኻህናት (1-5) ኤፎድ (6-14) ልብሲ ኣፍ ልቢ (15-30) ኡሪምን ቱሚምን (30) እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ (31-35) ቀጸላ ወርቂ እተኣስሮ መጠምጠምያ (36-39) ካልእ ክዳውንቲ ኻህናት (40-43) 29 ሽመት ካህናት (1-37) መዓልታዊ መስዋእቲ (38-46)(38-46) 30 መሰውኢ ዕጣን (1-10) ቈጸራ ህዝብን ናይ ዕርቂ ገንዘብን (11-16) ንመሕጸቢ ዚኸውን ገበራ ነሓሲ (17-21) ብፍሉይ መገዲ እተዋሃሃደ ዘይቲ ቕብኣት (22-33) ኣቃምማ ቕዱስ ዕጣን (34-38) 31 ኢደ ጥበበኛታት ብመንፈስ ኣምላኽ ተመልኡ (1-11) ሰንበት ኣብ መንጎ ኣምላኽን እስራኤላውያንን ምልክት ኰነት (12-17) ክልተ ጽላት እምኒ (18) 32 ኣምልኾ ምራኽ ወርቂ (1-35) ሙሴ ዘይልሙድ ደርፊ ሰምዐ (17, 18) ሙሴ ነተን ጽላት ሕጊ ሰበረን (19) ሌዋውያን ንየሆዋ እሙናት ኰኑ (26-29) 33 መግናሕቲ ኣምላኽ (1-6) ድንኳን ምርኻብ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ኰነ (7-11) ሙሴ ኽብሪ የሆዋ ኽርኢ ለመነ (12-23) 34 ሓደስቲ ጽላት እምኒ ተዳለዋ (1-4) ሙሴ ኽብሪ የሆዋ ረኣየ (5-9) እቲ ኺዳን ከም ብሓድሽ ተዘርዚሩ ተገልጸ (10-28) ገጽ ሙሴ ኣብርሀ (29-35) 35 ትእዛዝ ሰንበት (1-3) ንማሕደር ዚውሃብ መባእ (4-29) በሳልኤልን ኦሆልያብን ብመንፈስ ተመልኡ (30-35) 36 ካብቲ ዜድሊ ዚዛይድ ተዋህበ (1-7) ኣሰራርሓ ማሕደር (8-38) 37 ኣሰራርሓ ታቦት (1-9) ሰደቓ (10-16) ቀዋሚ ቐንዴል (17-24) መሰውኢ ዕጣን (25-29) 38 መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (1-7) ገበራ ነሓሲ (8) ኣጸድ (9-20) ጸብጻብ ኣቕሑ ማሕደር (21-31) 39 ኣሰራርሓ ኽዳውንቲ ኻህናት (1) ኤፎድ (2-7) ልብሲ ኣፍ ልቢ (8-21) እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ (22-26) ካልእ ክዳውንቲ ኻህናት (27-29) ቀጸላ ወርቂ (30, 31) ሙሴ ነቲ ማሕደር መርመሮ (32-43) 40 እቲ ማሕደር ተተኽለ (1-33) ክብሪ የሆዋ ነቲ ማሕደር መልኦ (34-38)