ማርቆስ ትሕዝቶ 1 ዮሃንስ መጥምቕ ሰበኸ (1-8) ጥምቀት የሱስ (9-11) የሱስ ብሰይጣን ተፈተነ (12, 13) የሱስ ኣብ ገሊላ ኺሰብኽ ጀመረ (14, 15) ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ተጸውዑ (16-20) ርኹስ መንፈስ ወጸ (21-28) የሱስ ኣብ ቅፍርናሆም ብዙሓት ኣሕወየ (29-34) ናብ ጽምዊ ቦታ ኸይዱ ጸለየ (35-39) ሓደ ድዉይ ሓወየ (40-45) 2 የሱስ ንልሙስ ኣሕወየ (1-12) የሱስ ንሌዊ ጸውዖ (13-17) ብዛዕባ ጾም ዝቐረበ ሕቶ (18-22) የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” (23-28) 3 ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ሓወየ (1-6) ኣብ ገምገም ባሕሪ እተኣከበ ብዙሕ ህዝቢ (7-12) እቶም 12 ሃዋርያት (13-19) ንመንፈስ ቅዱስ ዚጸርፍ (20-30) ኣደን ኣሕዋትን የሱስ (31-35) 4 ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ (1-34) ዘራኢ (1-9) ስለምንታይ የሱስ ብምሳሌታት ከም እተዛረበ (10-12) ምሳሌ እቲ ዘራኢ ተገልጸት (13-20) ኣብ ትሕቲ ኸፈር ዚግበር መብራህቲ (21-23) ብእትሰፍርዎ መስፈሪ (24, 25) እቲ ዚድቅስ ዘራኢ (26-29) ፍረ ኣድሪ (30-32) ብምሳሌታት ይዛረቦም ነበረ (33, 34) የሱስ፡ ማዕበል ኣህድአ (35-41) 5 የሱስ ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም (1-20) ጓል ያኢሮስ፣ ሓንቲ ሰበይቲ ኽዳን የሱስ ተንከየት (21-43) 6 የሱስ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ኣይረኸበን (1-6) ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብዛዕባ ኣገልግሎት ትእዛዝ ተዋህቦም (7-13) ሞት ዮሃንስ መጥምቕ (14-29) የሱስ ን5,000 መገበ (30-44) የሱስ ብማየ ማይ ከደ (45-52) ኣብ ጌንሳሬጥ ኣሕወየ (53-56) 7 ስርዓታት ሰብ ተቓልዐ (1-13) ርኽሰት ካብ ልቢ ይመጽእ (14-23) እምነት ሶርያ-ፊንቄኣዊት ሰበይቲ (24-30) ጸማም ሓወየ (31-37) 8 የሱስ ን4,000 መገበ (1-9) ትእምርቲ ኺርእዩ ዘቕረብዎ ሕቶ (10-13) ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሄሮድስን (14-21) ኣብ ቤት-ሳይዳ ዕዉር ሓወየ (22-26) ጴጥሮስ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” በለ (27-30) የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (31-33) ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (34-38) 9 ምልዋጥ የሱስ (1-13) ጋኔን ዝሓዞ ወዲ ሓወየ (14-29) ንዚኣምን፡ ኵሉ ይከኣል እዩ (23) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (30-32) ደቀ መዛሙርቲ መኖም ከም ዚዓቢ ተኻትዑ (33-37) ዘይጻረረና ዘበለ ምሳና እዩ (38-41) መዐንቀፊታት (42-48) “ጨው ይሃሉኹም” (49, 50) 10 መውስቦን ፍትሕን (1-12) የሱስ፡ ቈልዑ ባረኸ (13-16) ሓደ ሃብታም ዘቕረቦ ሕቶ (17-25) ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዚኽፈል መስዋእቲ (26-31) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (32-34) ያእቆብን ዮሃንስን ዘቕረብዎ ልማኖ (35-45) የሱስ በጃ ብዙሓት (45) እቲ ዕዉር በርጢሜዎስ ሓወየ (46-52) 11 የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (1-11) ኦም በለስ ተረግመት (12-14) የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (15-18) ካብታ ዝነቐጸት ኦም በለስ ዚርከብ ትምህርቲ (19-26) ንስልጣን የሱስ ብድሆ ቐረበሉ (27-33) 12 ምሳሌ እቶም ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት (1-12) ኣምላኽን ቄሳርን (13-17) ብዛዕባ ትንሳኤ ዝቐረበ ሕቶ (18-27) ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት (28-34) ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ድዩ፧ (35-37ሀ) ካብ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ (37ለ-40) ድኻ መበለት ዘውደቐተን ክልተ ሰናቲም (41-44) 13 መደምደምታ ስርዓት ዓለም (1-37) ውግእ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ጥሜት (8) ብስራት ይስበኽ (10) ብርቱዕ ጸበባ (19) ምምጻእ ወዲ ሰብ (26) ምሳሌ እታ ኦም በለስ (28-31) ንቕሑ (32-37) 14 ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1, 2) ሓንቲ ሰበይቲ ንየሱስ ቅዱይ ቅብኢ ኣፍሰሰትሉ (3-9) ይሁዳ ንየሱስ ከድዖ (10, 11) ናይ መወዳእታ ፋስጋ (12-21) ምቛም ድራር ጐይታ (22-26) ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (27-31) የሱስ ኣብ ጌተሴማኔ ጸለየ (32-42) የሱስ ተታሕዘ (43-52) ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (53-65) ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (66-72) 15 የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ (1-15) ኣላገጹሉ (16-20) ኣብ ጐልጎታ፡ ኣብ ጕንዲ ተሸንከረ (21-32) ሞት የሱስ (33-41) የሱስ ተቐብረ (42-47) 16 የሱስ ተንስአ (1-8)