ኤፌሶን ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) መንፈሳዊ በረኸት (3-7) ኵሉ ኣብ ክርስቶስ ምጥቕላል (8-14) በቲ ምዱብ ግዜያት ዚህሉ “ምምሕዳር” (10) በቲ ኸም “ዕርቡን” ዝዀነ መንፈስ እተሓትሙ (13, 14) ጳውሎስ ብዛዕባ እምነት ሰብ ኤፌሶን ንኣምላኽ ኣመስገኖ፣ ምእንታኦም ድማ ጸለየ (15-23) 2 ምስ ክርስቶስ ህያዋን ዝዀኑ (1-10) ዚፈላሊ መንደቕ ፈረሰ (11-22) 3 ቅዱስ ምስጢር ንኣህዛብ የጠቓልል (1-13) ኣህዛብ መዋርስቲ ክርስቶስ (6) ናይ ዘለኣለም ዕላማ ኣምላኽ (11) ሰብ ኤፌሶን ልቦና ኼጥርዩ እተጸለየሎም ጸሎት (14-21) 4 ኣብ ሰብነት ክርስቶስ ዚህሉ ሓድነት (1-16) ውህበት ሰባት (8) ኣረጊት ስብእናን ሓድሽ ስብእናን (17-32) 5 ንጹህ ዘረባን ኣካይዳን (1-5) ከም ደቂ ብርሃን ተመላለሱ (6-14) ብመንፈስ ተመልኡ (15-20) ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ (16) ንሰብኡትን ንኣንስትን እተዋህበ ምኽሪ (21-33) 6 ንውሉዳትን ንወለድን እተዋህበ ምኽሪ (1-4) ንባሮትን ንጐይተትን እተዋህበ ምኽሪ (5-9) ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ (10-20) ናይ መወዳእታ ሰላምታ (21-24)