ፊልጲ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) ምስጋና ንኣምላኽ፣ ጸሎት ጳውሎስ (3-11) ጸበባ እናሃለወ ኽነሱ፡ እቲ ብስራት ይስበኽ (12-20) ብህይወት ምንባር ክርስቶስ እዩ፡ ሙማት ረብሓ እዩ (21-26) ነቲ ብስራት ከም እትበቕዑ ዄንኩም ንበሩ (27-30) 2 ክርስትያናዊ ትሕትና (1-4) ትሕትናን ልዕልናን ክርስቶስ (5-11) ድሕነትኩም ፈጽሙ (12-18) ከም ብርሃናት ምብራህ (15) ጢሞቴዎስን ኤጳፍሮዲጦስን ተላእኩ (19-30) 3 መተኣማመኒ ብስጋ ኣይኰነን (1-11) ስለ ክርስቶስ፡ ኵሉ ኸም ክሳራ ይቝጸር (7-9) ናብ ሸቶ ምግስጋስ (12-21) ዜጋታት ሰማይ (20) 4 ሓድነትን ታሕጓስን ግቡእ ሓሳባትን (1-9) ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ (6, 7) ንህያባት ሰብ ፊልጲ ዝነበሮ ሞሳ (10-20) ናይ መወዳእታ ሰላምታ (21-23)