ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1401-1402
  • 1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • 2 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ይሁዳ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ኣብቲ ዓቕሊ ፍርሃት ኣምላኽ ወስኹ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • 2 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

1 ጢሞቴዎስ

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • ብዛዕባ ናይ ሓሶት መምህራን እተዋህበ መጠንቀቕታ (3-11)

    • ጸጋ ኣብ ጳውሎስ ዓዘዘ (12-16)

    • ንጉስ ዘለኣለም (17)

    • ‘ጽቡቕ ውግእ ተዋጋእ’ (18-20)

  • 2

    • ምእንቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ ጸልዩ (1-7)

      • ሓደ ኣምላኽ፡ ሓደ መንጎኛ (5)

      • ኣብ ክንዲ ዅሉ ዝዀነ ተመዓራራዪ በጃ (6)

    • ንሰብኡትን ንኣንስትን እተዋህበ ትእዛዝ (8-15)

      • ትሕትና ብዜርኢ ኽዳውንቲ ተሰለማ (9, 10)

  • 3

    • ሓለውቲ ኼማልእዎ ዚግባእ ብቕዓታት (1-7)

    • ኣገልገልቲ ጉባኤ ኼማልእዎ ዚግባእ ብቕዓታት (8-13)

    • ቅዱስ ምስጢር እቲ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት (14-16)

  • 4

    • ብዛዕባ ትምህርቲ ኣጋንንቲ እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-5)

    • ሕያዋይ ኣገልጋሊ ክርስቶስ ኪገብሮ ዚግባእ ነገራት (6-10)

      • ኣካላዊ ስልጠናን ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን (8)

    • ኣብቲ እትምህሮ ትምህርቲ ኣተኵር (11-16)

  • 5

    • ንንኣሽቱን ንዓበይትን ብኸመይ ክትሕዞም ከም ዚግባእ (1, 2)

    • ንመበለታት ዚግበር ደገፍ (3-16)

      • ንቤተ ሰብ ምንባይ (8)

    • ንጻዕረኛታት ሽማግለታት ኣኽብርዎም (17-25)

      • ‘ስለ ኸብድኻ፡ ሒደት ወይኒ ስተ’ (23)

  • 6

    • ባሮት ንጐይተቶም የኽብርዎም (1, 2)

    • ናይ ሓሶት መምህራንን ፍቕሪ ገንዘብን(3-10)

    • ንናይ ኣምላኽ ሰብ እተዋህበ መምርሒታት (11-16)

    • ብሰናይ ግብሪ ሃብትሙ (17-19)

    • ነቲ ሕድሪ እተዋህበካ ሓልዎ (20, 21)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ