ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1426-1427
  • ያእቆብ—ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ያእቆብ—ትሕዝቶ
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እምነት ንተግባር ትድርኸና!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • 2 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ሮሜ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ያእቆብ—ትሕዝቶ

ያእቆብ

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1)

    • ተጻዋርነት ሓጐስ የፍሪ (2-15)

      • ፍቱን እምነት (3)

      • ብእምነት ይለምን (5-8)

      • ትምኒት ናብ ሓጢኣትን ሞትን ይመርሕ (14, 15)

    • ኵሉ ጽቡቕ ውህበት ካብ ላዕሊ እዩ (16-18)

    • ሰማዕትን ገበርትን ቃል ኩኑ (19-25)

      • ገጹ ብመስትያት ዚርኢ ሰብ (23, 24)

    • ንጹህን ዘይረኸሰን ኣምልኾ (26, 27)

  • 2

    • ኣድልዎ ሓጢኣት እዩ (1-13)

      • ፍቕሪ፡ ንጉሳዊ ሕጊ (8)

    • እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ እያ (14-26)

      • ኣጋንንቲ ይኣምኑን የንቀጥቅጡን (19)

      • ኣብርሃም ፈታው የሆዋ ተባሂሉ (23)

  • 3

    • ንልሳን ምግራሕ (1-12)

      • መብዛሕትኹም መምህራን ኣይትኹኑ (1)

    • ናይ ላዕሊ ጥበብ (13-18)

  • 4

    • ዓርኪ ዓለም ኣይትኹኑ (1-12)

      • ንድያብሎስ ተጻረርዎ (7)

      • ንኣምላኽ ቅረብዎ (8)

    • ብዛዕባ ጃህራ እተዋህበ መጠንቀቕታ (13-17)

      • “የሆዋ እንተ ፈቒድዎ” (15)

  • 5

    • ንሃብታማት እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-6)

    • ኣምላኽ ንትዕግስትን ንተጻዋርነትን ይባርኽ (7-11)

    • “እወ” ዝበልኩምዎ እወ ይኹን (12)

    • ናይ እምነት ጸሎት ተስልጥ (13-18)

    • ንሓጥእ ኪምለስ ምሕጋዙ (19, 20)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ