ትሕዝቶ
ሚያዝያ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ገበር፦ መወዳእታ ዘቤታዊ ዓመጻ 8-11
16 ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ
ሰባት ይድንድኑኒ እንተ ኣለዉኸ፧
ሰሊን ዝስማ ጓል 20 ዓመት ጐርዞ፡ “ዚጸርፉኒ ዝነበሩ ጸርፊ ወይ ዚብሉኒ ዝነበሩ ነገራት ፈጺመ ኣይርስዖን እየ” በለት። ኣስዕብ ኣቢላ፡ “ዋጋ ኣልቦን ዘይድለን ዘይረብሕን ከም ዝዀንኩ ዀይኑ ኸም ዚስምዓኒ እዮም ገይሮምኒ። እንተ ዚወቕዑኒ ምሓሸኒ ነይሩ” በለት። እዛ ኣብ ኢንተርነት እትርከብ ዓንቀጽ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሲ ትህብ እያ፦ ቈልዑ ንኻልኦት ዚድንድኑ ስለምንታይ እዮም፧ መን እዮም ብዝያዳ ኺድንደኑ ዚኽእሉ፧ ትድንደን እንተ ኣለኻ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)