ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 7/14 ገጽ 4
  • ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ
  • ንቕሑ!—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መእተዊ
    ንቕሑ!—2020
  • ንዜሕዝን ኣጋጣሚ ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ዜሕዝን ኵነታት ኬጋጥም ከሎ
    ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2014
g 7/14 ገጽ 4
1. ብባህርያዊ ሓደጋ እተፈጥረ ዑና፣ 2. ኣብ ሆስፒታል ዘሎ ዓራት፣ 3. እተጋጨወት ማኪና

ገበር | ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ ብኸመይ ከም እትጻወሮ

ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ

ውዒሉ ሓዲሩ፡ ዳርጋ ዅሎም ሰባት፡ እቶም ምሉእ ዘይጕዱል ዘለዎም እኳ ኸይተረፈ፡ ዜሕዝን ነገራት የጋጥሞም እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦

“ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ከኣ ጕያ ንፈጣናት፡ ውግእ ንጀጋኑ፡ እንጌራ ንጥበበኛታት፡ ሃብቲ ነእምሮኛታት፡ ሞገስ ንብልህታት ከም ዘይኰነሎም፡ ተመሊሰ ርኤኹ። ግናኸ ንዅሎም ጊዜን ኣጋጣምን ይመጾም።”—መክብብ 9:11።

እቲ ዚልዓል ሕቶ እምበኣር፡ ‘መከራ የጋጥመካ ደዀን ይኸውን፧’ ዚብል ዘይኰነስ፡ ‘መከራ ኼጋጥመካ ኸሎ እንታይ ኢኻ እትገብር፧’ ዚብል እዩ። ንኣብነት፡ ከምዚ ዚስዕብ እንተ ዜጋጥመካ እንታይ ምገበርካ፧

  • ኵሉ ጥሪትካ ብባህርያዊ ሓደጋ እንተ ዚጠፍእ

  • ምስ ተመርመርካ ሓደገኛ ሕማም ከም ዘሎካ እንተ ትፈልጥ

  • እተፍቅሮ ሰብ ብሞት እንተ ዚፍለየካ

ኣሕተምቲ እዛ መጽሔት እዚኣ ዚዀኑ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥመካ ኸሎ ንኽትጻወሮ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዜተኣማምን ተስፋ ንኺህልወካ እውን ኪሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም። (ሮሜ 15:4) ነዚ ብኸመይ ከም እትገብሮ ዜርኢ ሰለስተ ተመክሮታት ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ