ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 9/14 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2014
g 9/14 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

መስከረም 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ገበር

ሓይልኻ ምስ ዚጽንቀቕ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ገጽ 4-7

3 ካብ ከባቢ ዓለም

8 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ጸሎት

10 ንስድራ ቤት

ቂም ካብ ምሓዝ ብኸመይ ከም እትርሕቕ

12 ሽኮርያ—ንገዛእ ርእስኻ ኽትከላኸለላ ትኽእል ዲኻ፧

14 ከመይ ይመስል ነበረ፧

ስጳኛ ንሞሪስኮስ ሰጒጓቶም

16 ተነዲፉ ድዩ፧

ንምንቅስቓስ ኣንበጣ ብደቂቕ ዚቈጻጸር ኒውሮን

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

www.pr418.com

መንእሰያት

መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገር የጠቓልል፦

• “ብዛዕባ ጾታዊ ጕዳያት ንዘሎኒ እምነት ብኸመይ ክገልጽ እኽእል፧”

ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ምድንጓይ ዚብልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)

ቈልዑ

ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ