ትሕዝቶ ሚያዝያ 2015 © 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania 3 ገበርንደቅኻ ምግሳጽ ይተርፍ ድዩ ዘሎ፧ውጽኢታዊ ተግሳጽ 8 ሃገራትን ህዝብታትንናብ ሆንዱራስ እተገብረ ምብጻሕ 10 ንስድራ ቤትንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ 12 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስእንስሳታት 14 ተክኖሎጂንኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ብጥበብ ዲኻ እትጥቀመሉ፧ 16 ተነዲፉ ድዩ፧ጭሕሚ ድሙ ዘለዎ ጥቕሚ ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ ዓንቀጻት መንእሰያት ዚሓትትዎብዛዕባ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንትሕዝቶ ጸወታታት ቪድዮን ነቲ ንዕኡ ንኽትጻወት እተሕልፎ ግዜን ምእንቲ ኽትምርምሮ ኽትሕግዘካ እያ። (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ) ቪድዮታት ዓርኪ የሆዋ ኹንብናጻ ይቕረ በል ኣብዛ ንቘልዑ እትኸውን ቪድዮ፡ ሶፍያ ነቲ ዜሕርቕ ጌጋታት ሓዋ ብኸመይ ክትርእዮ ኸም ዘለዋ እተማህረትሉ መገዲ ርአ። (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)