ትሕዝቶ ሓምለ 2015 © 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania 3 ገበርንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧ጸገም፦ ዘይቅየር ኵነታትጸገም፦ ብዙሕ ወጣጢ ዘለዎ ናብራጸገም፦ ኣሉታዊ ስምዒትንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧ 8 ሃገራትን ህዝብታትንናብ ሞንጎልያ እተገብረ ምብጻሕ 10 ንስድራ ቤትወረዘ ኼቋርጽ ከሎ 12 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስስራሕ 14 ጥዕናብዛዕባ ዓሶ ኽትፈልጦ ዘሎካ 16 ተነዲፉ ድዩ፧ምንጋጋ ሓርገጽ ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ ዓንቀጻት መንእሰያት ዚሓትትዎነቲ ዚስምዓኒ ኽቱር ጓሂ ኽዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ኽትቃለሶ ዚሕግዘካ ሰለስተ ርእይቶ ትህብ። (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ) ቪድዮታት ዓርኪ የሆዋ ኹንስርቂ ሕማቕ እዩ ኣብዛ ንቘልዑ እተዳለወት ቪድዮ፡ ካሌብ ዘይናቱ ንብረት ኪወስድ ይደሊ። ቅኑዕ ውሳነ ኺገብር ዝሓገዞ ደኣ እንታይ እዩ፧ (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)