መእተዊ
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብልዕሊ 750 ቋንቋ ዚትርጐም ጽሑፋት ከም ዚሓትሙ ትፈልጥዶ፧
ከምኡ እንገብር ስለምንታይ ኢና፧ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን” ምእንቲ ኺበጽሖም ኢና ኸምኡ እንገብር።—ራእይ 14:6።
እዛ ሕታም “ንቕሑ!”፡ ዕዮ ትርጉምና ብኸመይ ከም ዚካየድ ትገልጽ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።