ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g20 ቍ. 3 ገጽ 16
  • ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ በቲኾም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ በቲኾም
  • ንቕሑ!—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍቕሪ ኣርእዮም
    ንቕሑ!—2020
  • ምስ ዘይፍትሓውነት ክቃለስ እደሊ ነይረ
    መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ
    ንቕሑ!—2020
  • “እዚ ብሓቂ ሓድሽ ኣቀራርባ እዩ!”
    ንቕሑ!—2016
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2020
g20 ቍ. 3 ገጽ 16

ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ በቲኾም

እዚ ተመክሮታት እዝን ካልእን ኣብ jw.org ይርከብ።

ናይ ሓቂ ኣሕዋት

ጆኒን ጊዴዎንን ኣብ ጥቓ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ንቘልዑ ሰላም ይብሉ።

ጆኒን ጊዴዎንን እተፈላለየ ዓሌትን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን እኳ እንተ ነበሮም፡ ናይ ቀረባ ዕርክነት ኣማዕቢሎም።

ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ኣብ jw.org፡ ኣርእስቲ እዛ ቪድዮ ድለ።

“ምስ ዘይፍትሓውነት ክቃለስ እደሊ ነይረ”

ራፊካ ሞሪስ።

ራፊካ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምስፋን ምስ ዚቃለሱ ጕጅለ ተጸምቢራ ነይራ እያ። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዝገበርዎ ዓብዪ ኣኼባ ምስ ተኣከበት ግና፡ ኣብ መወዳእታ ነቲ እትደልዮ ዝነበረት ሓድነት ረኺባቶ።

ራፊካ ሞሪስ፦ ምስ ዘይፍትሓውነት ክቃለስ እደሊ ነይረ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ኣብ jw.org፡ ኣርእስቲ እዛ ቪድዮ ድለ።

ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ተዓዊቶም

ስእልታት፦ 1. ሓደ ዓረብን ሓደ ኻልእ ሰብኣይን እናተዛራረቡ ብእግሮም ይኸዱ። 2. ሓደ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ኣብ መንጎ ፈተውቱ ፍሽኽ ይብል።

ሓደ ዓረብን ሓደ ኣይሁዳውን ነቲ ኣቐዲምካ ናይ ምፍራድ ባህርዮም ብኸመይ ኣሰኒፎምዎ፧

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ እትዕወት መዓስ እያ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ኣብ jw.org፡ ኣርእስቲ እዛ ቪድዮ ድለ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ