ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g21 ቍ. 2 ገጽ 15
  • ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ
  • ንቕሑ!—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ
    ንቕሑ!—2020
  • ንስድራ ቤት ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
    ንቕሑ!—2018
  • ንመዓልታዊ ህይወትካ ዚኸውን ጥበብ ኣብ JW.ORG ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ወግዓዊ ወብ ሳይትና—ንዓናን ንኻልኦትን ዚጠቅም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2021
g21 ቍ. 2 ገጽ 15

ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ብዛዕባ ኣየናይ ጕዳይ ክትድህስስ ትደሊ፧

ሰብ ሓዳር ኣብ መኣዲ ኸለዉ፡ መሞባይሎም ይርእዩ።

ሓዳረይ ብኸመይ ከመሓይሽ እኽእል፧

“ንተክኖሎጂ ኣብ ግቡእ ቦታኡ ኽትሕልዎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

ሓደ ኣቦ ንወዱ ግቡእ ኣጠቓቕማ ሞባይል ይምህሮ።

ንደቀይ ጽቡቕ ስርዓታት ክምህሮም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

“ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፧ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

ሓደ ሰብኣይ ንሸውዓተ መዓልቲ ዚህሉ ዅነታት ኣየር ይንበ።

ብዛዕባ መጻኢ ንዚስምዓኒ ጭንቀት ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧

“ኣብ መጻኢ እንታይ ይጽበየና ኣሎ፧” ዘርእስታ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ሎሚ፡ ብሉጽ ህይወት ክትነብሩ፡ ኣብ መጻኢ ድማ ናይ ሓቂ ተስፋ ኽትረክቡ ኺሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ብናጻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪመርሓልካ፡ ወይ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ብjw.org ኣቢልካ ኽትረኽቦም ትኽእል ኢኻ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ