ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g22 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!
  • ንቕሑ!—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2022
  • ህውከት ዝመልኣ ዓለም—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧
    ንቕሑ!—2022
  • ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ
    ንስድራ ቤት
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2022
g22 ቍ. 1 ገጽ 16

ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ህውከት እያ ዘላ። ውዒሉ ሓዲሩ ባህርያዊ ሓደጋን ሰብ ዝሰርሖ ጸገማትን ንነፍሲ ወከፍና ስቓይ ኬምጽኣልና ይኽእል እዩ። ንስኻን ስድራ ቤትካን ነቲ ንደቂ ሰባት ዚጐድእ ህውከት ክትዋጽኡሉ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

1 | ጥዕናኻ ሓሉ

ንጥዕና ዚጠቅም እተፈላለየ ምግቢ ኣብ ሰደቓ።

2 | መነባብሮኻ ሓሉ

ሓደ ጸራባይ ኣብ ጣውላ ምስማር ይሃርም።

3 | ርክብካ ሓሉ

ብዕድመ ዝደፍኡ ሕጉሳት ሰብ ሓዳር ተሓቓቒፎም።

4 | ተስፋኻ ሓሉ

እተገንጸለ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሰደቓ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ