ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • le ገጽ 6-7
  • ሰብ ስለምንታይ ይመውት?

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰብ ስለምንታይ ይመውት?
  • ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካባና ንላዕሊ ኣለዉ
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
  • ኣብ ገነት፡ ህይወት ከመይ ይመስል ነበረ፧
    ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ክፍሊ 3
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ካብቶም ናይ መጀመርታ ሰብኣይን ሰበይትን ትምህርቲ ክንወስድ ንኽእል ኢና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
le ገጽ 6-7

ሰብ ስለምንታይ ይመውት ?

8 የሆዋ ኣምላኽ ፣ ወዲ ሰብ ንምልእቲ ምድሪ ሓንቲ ውቅብትን ኩሎም ዝሕጎሱላን ገነት እዩ ኪገብራ ደልዩዋ ዝነበረ ። — ዘፍጥረት 1 : 28

ኣዳምን ሄዋንን ንየሆዋ ተኣዚዞም ነይሮም እንተዝኾኑ ሰባት ንዘልኣለም ኪነብሩ ምኸኣሉ ነይሮም ። ካብታ ጽቡቕን ክፉእን እተፍልጥ ኦም ከይበልዑ ተነጊሮም እዮም ። — ዘፍጥረት 2 : 15 – 17

9 ሓደ ካብቶም መላእኽቲ ዓለወ እሞ ብተመን ገይሩ ንኣዳምን ሄዋንን ሕጊ ኣምላኽ ከም ዝጥሕሱ ገበሮም ። — ዘፍጥረት 3 : 1 – 6

10 እቲ ንሄዋን ዘታለላ መልኣኽ “እቲ ናይ ጥንቲ ተመን ፣ ሰይጣን ዲያብሎስ” ተባሂሉ ተሰምየ ። — ራእይ 12 : 9

11 የሆዋ ነቶም ዘይእዙዛት ሰብኣይን ሰበይትን ካብ ገነት ኣውጽኦም ።— ዘፍጥረት 3 : 23, 24

12 ኣዳምን ሄዋንን ቆልዑ ወለዱ ፣ እንተኾነ ግን ሕጉሳት ስድራ ቤት ኣይነበሩን ።— ዘፍጥረት 3 : 17, 18

13 ከምቲ የሆዋ ዝበሎ ኪኣርጉን ኪሞቱን ነበሮም ።— ዘፍጥረት 3 : 19 ፤ ሮሜ 5 : 12

14 ስለዚ ሰብ ከም እንስሳ መዋቲ ኮነ ።

ኩለን ኣብ ምድሪ ዘለዋ ነፍሳት ይሞታ ።— መክብብ 3 : 18 – 20 ፤ ህዝቅኤል 18 : 4

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ