ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • le ገጽ 8
  • ሞት እንታይ እዩ?

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሞት እንታይ እዩ?
  • ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መላእኽቲ እንታዎት እዮም፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • መንፈሳውያን ፍጡራት ብኸመይ እዮም ዚጸልዉና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • መላእኽቲ ብኸመይ ይጸልዉና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • የሱስ ኣብ ልዕሊ ኣጋንንቲ ዘለዎ ስልጣን
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
le ገጽ 8

ሞት እንታይ እዩ?

15 ሰብ ምስ ሞተ ፣ ኣብ መሬት ይምለስ ። ድሕሪኡ ሃቐናኡ ስለ ዘጥፍአ ሓንቲ እኳ ኣይፈልጥን ። — መዝሙር 146 : 4

ምዉታት ኪዛረቡኹም ወይ ድማ ገለ ነገር ኪገብሩኹም ኣይኽእሉን እዮም ።— መክብብ 9 : 5, 10

16 እንተኾነ ብዙሓት መላእኽቲ ካብ ኣምላኽ ስለ ዓለዉ ። ከምቶም ዝሞቱ ሰባት ተመሲሎም ኬታልሉ ይፍትኑ ። ብሓቂ ከም ዘይንመውት ኬእምኑና ይደልዩ ።— ዘፍጥረት 6 : 1, 2 ፤ ይሁዳ 6

17 ስለዚ ፣ የሆዋ ኣምላኽ ኣብቶም ኣጋንንቲ ተባሂሎም ዘሎዉ እኩያት መላእኽቲ ክንእመን ኣይደልየናን እዩ ።— ዘጸኣት 22 : 18 ፤ ዘዳግም 18 : 10, 11 ፤ ዘዳግም 32 : 17

ኣብቶም ጠንቆልቲ ፣ ኣስማተኛታት ፣ መውደቕቲ ዛዕጎል ፣ መናፍስቲ ንጥይቕ ኢና በሃልቲ ክንውከል ኣይደልየናን እዩ ።— ገላትያ 5 : 19 – 21

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ