ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp ገጽ 133
  • ክፍሊ 5--ትምህርትን ስራሕን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክፍሊ 5--ትምህርትን ስራሕን
  • መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • 17 ትምህርቲ ኽገድፎዶ፧
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • ነጥበይ ሕማቕ እንተ ዀይኑ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • 18 ነጥበይ ብኸመይ ኢየ ከመሓይሾ ዝኽእል፧
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • ውሉድካ ነጥቡ ኸመሓይሽ ብኸመይ ከም እትሕግዞ
    ንስድራ ቤት
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
yp ገጽ 133

ክፍሊ 5

ትምህርትን ስራሕን

ቤት ትምህርቲ ፍተዎ ኣይትፍተዎ ብዘየገድስ: ዳርጋ 12 ዓመታት ናይ ህይወትካ እተሕልፈሉ ቦታ ኢዩ። እተን ኣብ ትምህርቲ እተሕልፈን ዓመታት ዘሰልክያ ዓመታት ወይ ብዙሕ ሓድሽ ነገራት እትረኽበለን ዓመታት ክዀና ይኽእላ ኢየን። እዚ ብዓቢኡ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይቲ ኣብ ትምህርቲ እተሕልፎ ግዜ እተመርኰሰ ኢዩ። ስለዚ እምበኣር ኣብዛ ክፍሊ እዚኣ ብዛዕባ ትምህርቲ: ዕዮ ገዛ: ነጥቢ: ከምኡውን መምህራን ዕሙቝ ዝበለ ሓሳብ ክንርኢ ኢና። እቶም ድሮ ትምህርቲ ዝወዳእኩም ድማ ኣብ ስራሕኩም ዕዉታት ክገብረኩም ዝኽእል ገለ ነጥብታት አእቲና ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ