ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp2 ገጽ 172-173
  • ወለድኻ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወለድኻ
  • መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወለደይ እንተ ተቛዪቖም፡ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • 2 ወለደይ ስለምንታይ ኢዮም ዘይርድኡኒ፧
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • 1 ‘ኣቦይን ኣደይን ከኽብር’ ዝግብኣኒ ስለምንታይ ኢዩ፧
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • 3 ወለደይ ዝያዳ ናጽነት ከም ዝህቡኒ ክገብር ዝኽእል ብኸመይ ኢየ፧
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
yp2 ገጽ 172-173

6ይ ክፋል

ወለድኻ

ወለዲ ውህሉል ተመክሮ ኣለዎም። ነቲ ኣብ እዋን ብጽሕና/ጕርዝውና ዚመጽእ ኣካላውን ስምዒታውን ለውጥታት ድሮ ሓሊፎምዎ እዮም። ስለዚ፡ ኣብቲ ጽንኩር እዋን እቲ መምርሒ ንምሃብ ክእለት ኬጥርዩ እዩ ትጽቢት ዚግበረሎም። ሓድሓደ ግዜ ግን፡ ወለዲ፡ ፍታሕ ኣብ ክንዲ ዜምጽኡ፡ ሽግር እዮም ዚፈጥሩ። ንኣብነት፡ ሓደ ኻብዚ ጸገማት ኬጋጥመካ ይኽእል እዩ፦

□ ወለደይ ወግሐ ጸብሐ እዮም ዚነቕፉኒ።

□ ኣቦይ ወይ ኣደይ ወልፊ ሓሽሽ ወይ መስተ ኣለዎ።

□ ወለደይ ኵሉ ሳዕ እዮም ዚቋየቑ።

□ ወለደይ ተፈላልዮም እዮም ዘለዉ።

ምዕራፍ 21-25 ነዝን ንኻልእን ጸገማት ንኽትክእሎ ኺሕግዛኻ እየን።

[ኣብ ገጽ 172, 173 ምሉእ ስእሊ ይርከብ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ