ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ll ክፋል 4 ገጽ 10-11
  • ንሰይጣን ሰምዕዎ—እዚኸ እንታይ ኣስዓበ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንሰይጣን ሰምዕዎ—እዚኸ እንታይ ኣስዓበ፧
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ገነት፡ ህይወት ከመይ ይመስል ነበረ፧
    ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ክፍሊ 4
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ምዉታት ኣበይ እዮም ዘለዉ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • ስለምንታይ ኢና እንኣርግን እንመውትን፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
ዝያዳ ርአ
ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ll ክፋል 4 ገጽ 10-11

ክፍሊ 4

ንሰይጣን ሰምዕዎ—እዚኸ እንታይ ኣስዓበ፧

ኣዳምን ሄዋንን ንኣምላኽ ስለ ዘይተኣዘዙ፡ ሞቱ። ዘፍጥረት 3:6, 23

ሄዋን ካብ ፍረ እታ ኦም በልዐት፡ ንኣዳም እውን ሃበቶ

ሄዋን ነቲ ተመን ሰምዓቶ፡ ካብ ፍረ እታ ኦም ድማ በልዐት። ድሕሪኡ፡ ንኣዳም ሃበቶ፡ ንሱ እውን በልዐ።

ኣዳምን ሄዋንን ካብ ገነት ተሰጕጉ

እቲ ዝገበርዎ ነገር ጌጋ እዩ ነይሩ፣ ሓጢኣት እዮም ገይሮም። ኣምላኽ ከኣ ካብታ ገነታዊት መንበሪቶም ሰጐጎም።

ኣዳምን ሄዋንን ኣሪጎም ሞቱ

ንሳቶምን ደቆምን ኣጸጋሚ ህይወት ኪነብሩ ጀመሩ። ኣሪጎም ሞቱ። ናብ መንፈሳዊ ዓለም ኣይከዱን፣ የግዳስ፡ ካብ ህልውና ኣቋረጹ።

ምዉታት ናብ መሬት ስለ ዚምለሱ፡ ህይወት የብሎምን። ዘፍጥረት 3:19

እተፈላለየ ባህሊ ዘለዎም ኣብ እተፈላለየ ዘመን ዝነበሩ ሰባት

ኵላትና ዘርኢ ኣዳምን ሄዋንን ስለ ዝዀንና ኢና እንመውት። ምዉታት ኪርእዩ፡ ኪሰምዑ፡ ወይ ዝዀነ ይኹን ነገር ኪገብሩ ኣይክእሉን እዮም።—መክብብ 9:5, 10።

ሓንቲ ጓል ሞተት፡ ስድራ ቤታ ድማ ይሓዝኑ

የሆዋ ንደቂ ሰብ ኪሞቱ ኢሉ ኣይኰነን ፈጢርዎም። ድሕሪ ሓጺር ግዜ፡ ንምዉታት ኬተንስኦም እዩ። ንዕኡ እንተ ሰሚዖምዎ ኸኣ፡ ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።

  • ስለምንታይ ኢና እንመውት፧—ሮሜ 5:12።

  • ሞት ኣይኪህሉን እዩ።—1 ቈረንቶስ 15:26።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ