ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ll ክፋል 11 ገጽ 24-25
  • የሆዋ ይሰምዓና ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ይሰምዓና ድዩ፧
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጸሎት ናብ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ ምቕራብ
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
  • ፍሉይ መሰል ጸሎት
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ብጸሎት ኣቢልካ ንኣምላኽ ቅረቦ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣምላኽ ብዛዕባ ዚሰምዖ ጸሎት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
ዝያዳ ርአ
ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ll ክፋል 11 ገጽ 24-25

ክፍሊ 11

የሆዋ ይሰምዓና ድዩ፧

ኣምላኽ፡ ጸሎትና ይሰምዕ እዩ። 1 ጴጥሮስ 3:12

ሰማያዊ ዝፋን የሆዋ

የሆዋ፡ “ሰማዕ ጸሎት” እዩ። (መዝሙር 65:2) ካብ ልብና ኽንዛረቦ ይደሊ እዩ።

ሓደ ሰብኣይ ይጽሊ

ናብ የሆዋ ደኣ እምበር፡ ናብ ካልእ ኣይትጸሊ።

  • የሱስ ብኸመይ ከም እንጽሊ ምሂሩና እዩ።—ማቴዎስ 6:9-15።

  • ኣምላኽ ንመን እዩ ዚሰምዖም፧—መዝሙር 145:18, 19።

ብዛዕባ ብዙሕ ነገራት ክንጽሊ ንኽእል ኢና። 1 ዮሃንስ 5:14

የሱስን እቶም 144,000ን ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ

ፍቓድ ኣምላኽ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኪኸውን ጸሊ።

ቅኑዕ ዘበለ ምእንቲ ኽትገብር፡ ንየሆዋ ለምኖ። ብዛዕባ ምግብን ስራሕን መዕቀልን ክዳንን ጥዕናን እውን ክትጽሊ ትኽእል ኢኻ።

ሓደ ሰብኣይ ንርእሱን ንስድራ ቤቱን ንምድጋፍ ኰነ ቕኑዕ ዘበለ ንምግባር ምእንቲ ኺሕግዞ ኣብ የሆዋ ይውከል

ነቲ የሱስ ምእንታኻ ኢሉ ዝገበሮ ነገራት ከም እተኽብሮ ንምርኣይ፡ ብስሙ ጸሊ።

  • የሆዋ ነቶም ቅኑዕ ዚገብሩ ሰባት ይሰምዖም።—ምሳሌ 15:29።

  • ኣይትጨነቕ።—ፊልጲ 4:6, 7።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ