ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ll ክፋል 12 ገጽ 26-27
  • ዜሐጕስ ናብራ ስድራ ቤት ኪህልወካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዜሐጕስ ናብራ ስድራ ቤት ኪህልወካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ንኣምላኽ ባህ ዘብል ናብራ ስድራቤት
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
  • ነባሪ ሓዳር ንምምስራት ዝሕግዛ ክልተ መፋትሕ
    መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት
  • ክፍሊ 12
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
ዝያዳ ርአ
ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ll ክፋል 12 ገጽ 26-27

ክፍሊ 12

ዜሐጕስ ናብራ ስድራ ቤት ኪህልወካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ፍቕሪ፡ ቀንዲ መሰረት ዜሐጕስ ስድራ ቤት እያ። ኤፌሶን 5:33

ኣዳምን ሄዋንን ኣብ ገነት ኤደን

ኣምላኽ፡ መውስቦ ኣብ መንጎ ሓደ ሰብኣይን ሓንቲ ሰበይትን ኪኸውን እዩ ስርዓት ኣውጺኡ።

ሓደ ሰብኣይ ንዝሓመመት ሰበይቱ ይከናኸና፣ ሓንቲ ሰበይቲ ንሰብኣያ ምግቢ ተዳልወሉ

ፈቃር ሰብኣይ ንሰበይቱ ብለውሃትን ብምስትውዓልን እዩ ዚሕዛ።

ሰበይቲ ምስ ሰብኣያ ኽትተሓባበር ኣለዋ።

ሓደ ኣቦ ንውሉዱ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባ ጽን ኢሉ ኺሰምዕ የተባብዖ

ውሉዳት ንወለዶም ኪእዘዙ ኣለዎም።

ለዋህን እሙንን ደኣ እምበር፡ ሕሱምን ጠላምን ኣይትኹን። ቈሎሴ 3:5, 8-10

ወለዲ ንጓሎም ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህርዋ

ቃል ኣምላኽ፡ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኸም ርእሱ ገይሩ ኼፍቅራ፡ ሰበይቲ ኸኣ ንሰብኣያ ኣጸቢቓ ኸተኽብሮ ይምዕድ።

ሓንቲ ሰበይቲ ሰብኣያ ንኻልእ ሰበይቲ ብትምኒት ኪጥምታ ኸሎ ርእያ ትጕሂ

ካብ ሓዳር ወጻኢ ዚግበር ጾታዊ ርክብ ጌጋ እዩ። ድርብ መውስቦ እውን ጌጋ እዩ።

ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ዕራርቦ ጸሓይ ይርእዩ

ቃል የሆዋ፡ ስድራ ቤታት ብኸመይ ሕጉሳት ከም ዚዀና ይምህር እዩ።

  • ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ።—1 ቈረንቶስ 6:18።

  • ንደቅኻ ኣፍቅሮም፡ ምሃሮም፡ ኣዕቍቦም።—ዘዳግም 6:4-9።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ