ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • snnw መዝሙር 151
  • ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንስብከት ንዳሎ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ሓደ ወድኻ ሂብካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
snnw መዝሙር 151

መዝሙር 151

ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሮሜ 8:19)

  1. ቀሪቡ’ሎ እቲ ግዜ፡

    ምግላጽ ’ቶም ሕሩያት፣

    ምስ ክርስቶስ ኪገዝኡ’ዮም፡

    ኰይኖም ኣብ ሰማያት።

    (ኣዝማች)

    እወ፡ ርግጽ ኪኸውን’ዩ፡

    ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ፣

    ምስ ክርስቶስ ምስ ነገሱ፡

    ኪዕረ’ዩ ታሪኽ።

  2. ኪቐርበሎም’ዩ ጻውዒት፡

    ’ቲ ናይ መወዳእታ።

    ናብ ሰማይ’ውን ኪኸዱ’ዮም፡

    ኪዀኑ ምስ ጐይታ።

    (ኣዝማች)

    እወ፡ ርግጽ ኪኸውን’ዩ፡

    ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ፣

    ምስ ክርስቶስ ምስ ነገሱ፡

    ኪዕረ’ዩ ታሪኽ።

    (መሰጋገሪ)

    ምስ ክርስቶስ ኪሓብሩ’ዮም፡

    ኬስፍኑ’ዮም ሰላም፣

    ራህዋ፡ ጽድቂ ኪኸውን’ዩ፡

    ንዘልኣለም ኣለም።

    (ኣዝማች)

    እወ፡ ርግጽ ኪኸውን’ዩ፡

    ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ፣

    ምስ ክርስቶስ ምስ ነገሱ፡

    ኪዕረ’ዩ ታሪኽ።

(ዳን. 2:34, 35፣ 1 ቈረ. 15:51, 52፣ 1 ተሰ. 4:15-17 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ