ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ቍጽሪ ትምህርቲ
ኵሎም ሰባት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡራት እዮም 8, 9, 11, 21, 23, 68, 70, 74, 87, 90
ቍጥዓ ሓደገኛ እዩ 4, 12, 41, 45, 49, 65, 89
ትባዕ—የሆዋ ወትሩ ኺሕግዘካ እዩ 40, 47, 51, 53, 57, 61, 64, 65, 76, 88, 101
መከራ ኼጋጥመካ ኸሎ ኣይትተሓለል 16, 47, 51, 57, 64, 75, 90, 95, 99, 101
ናይ ሓሶት ኣምልኾ ኻብ ድያብሎስ እዩ 19, 20, 22, 38, 46, 49, 52, 58
ከምቲ የሆዋ ይቕረ ዝበለልካ፡ ይቕረ በል 13, 15, 31, 43, 92
ንየሆዋ ዜፍቅሩ ፈተውቲ፡ ብሉጻት ፈተውቲ እዮም 16, 33, 42, 80, 87, 100, 103
ኣምላኽ፡ ጥበበኛታት ምእንቲ ኽንከውን ኢሉ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና 56, 66, 72, 75, 81
መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሉ ሰብ ሓጐስ ከተምጽእ እያ 1, 48, 62, 79, 81, 83, 85, 86
ፍቓድ ኣምላኽ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኪኸውን እዩ 25, 55, 60, 62, 63, 71, 96, 102
ንሓውካ ዘይተፍቅር እንተ ዄንካ፡ ንኣምላኽ ከተፍቅሮ ኣይትኽእልን ኢኻ 4, 13, 15, 41
የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም 18, 25, 26, 27, 29, 34, 39, 44, 73, 80
የሆዋ ዅሉ ዚኽእል እዩ 1, 7, 18, 19, 20, 21, 22, 26, 55, 60
የሆዋ፡ ካብ ልቢ ንዚጽለ ጸሎት ይሰምዖ 35, 38, 50, 64, 82
የሆዋ፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብ ንዝዀኑ ሰባት የፍቅሮም 30, 33, 48, 54, 77, 94, 97, 98, 99
የሆዋ ነዛ መንበሪትና ምድሪ ፈጢርዋ 1, 2, 102, 103
የሆዋ ኸቶ ኣይሕሱን እዩ 3, 10, 16, 63, 68, 70, 102, 103
የሆዋ ንትሑታት ሰባት የዕቍቦም 43, 45, 65, 67, 69
የሆዋ ንዜፍቅርዎ የዕቍቦም 6, 22, 40, 50, 52, 55, 64, 71, 84
የሆዋ ነቲ ምእንታኡ ኢልና እንገብሮ ወትሩ ይዝክሮ 16, 29, 32, 48, 65, 69, 77, 100
የሱስ ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ—ተኣዘዞ 74, 78, 79, 83, 84, 85, 91, 92, 99
ቃልካ ሓሉ—የሆዋ ቓሉ ይሕሉ እዩ 8, 9, 11, 23, 24, 31, 34, 35, 36, 66, 93
ስማዕን ተኣዘዝን—ህይወትካ ኣብኡ እያ እትምርኰስ 3, 5, 10, 37, 39, 54, 59, 65, 72
ዓርኪ የሆዋ ኹን 11, 30, 33, 51, 56, 59, 69, 81, 82
ሕማቕ ኣይትግበር 14, 27, 49, 53, 58, 88, 89
ነቲ የሆዋ ዝሃበካ ሓልዎ 12, 13, 24, 35, 36, 56, 75, 95, 100
ዓለወኛታት፡ ጸላእቲ ኣምላኽ ይዀኑ 7, 17, 26, 27, 28, 88
ጥቕሚ ርእስና ምድላይ፡ ንዓናን ንኻልኦትን ይጐድእ 3, 4, 12, 27, 28, 39, 49, 88
ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንስበኽ 73, 76, 94, 95, 96, 97, 98
እኩያት ኣይኪህልዉን እዮም 5, 10, 32, 46, 102