ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 17
  • “እደሊ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “እደሊ”
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንዘኽታማትን መበለታትን ኣብ መከራኦም ምብጻሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ፍቕሪ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንጽሙማን ኣሕዋትካን ኣሓትካን ሓብሕቦም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ወደ መዝሙር ምዃንካ ዜርኢ መረጋገጺ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 17

መዝሙር 17

“እደሊ እየ”

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሉቃስ 5:13)

  1. 1. ፈቃር’ዩ፡ ለዋህ’ዩ ዕጉስ፣

    ጐይታና የሱስ ክርስቶስ።

    ብቓሉ ብግብሩ፡

    ሰባት ምሂሩ።

    ግዜኡ ሂቡ ብሓጐስ።

    ይግደስ ነይሩ ብምግዱር፣

    ብጽጉም ኰነ ብሽጉር።

    ብግብሪ ’መስኪሩ ኸም ዚሓሊ፣

    ብፍታው ኢሉ፦ “እደሊ።”

  2. 2. ክንስዕቦ እዩ ድሌትና፣

    ክንመስሎ ብተግባራትና።

    ከነርኢ ፍቕርና፡

    ከይፈላለና፡

    ኪእዘዙ ’ናመሃርና።

    ንሕግዝ ንጽጉም ኵሉ፣

    ኢድና’ውን ንዝርግሓሉ።

    ንውጹዕ ነርእዮ ኸም ’ንሓሊ፣

    ሃየ ንበሎ፦ “እደሊ።”

(ዮሃ. 18:37፣ ኤፌ. 3:19፣ ፊል. 2:7 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ