መዝሙር 50
ጸሎት ወፈያ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
1. እንሀ ምሉእ ልበይ፡
የፍቅሮ ንሕግኻ፣
እንሀልካ ልሳነይ፡
ይዘምር ውዳሰኻ።
2. እንሀ ኢደ እግረይ፡
ኵሉ ሳዕ የገልግልካ፣
እንሀልካ ገንዘበይ፡
ኣይበቅቆን’የ ንዓኻ።
3. እንሀልካ ህይወተይ፡
ይፈጽም’ውን ፍቓድካ፣
እንሀ ዅለንተናይ፡
ኦ ኣምላኽ፡ ባህ የብልካ።
(መዝ. 40:8፣ ዮሃ. 8:29፣ 2 ቈረ. 10:5 እውን ርአ።)
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
መዝሙር 50
1. እንሀ ምሉእ ልበይ፡
የፍቅሮ ንሕግኻ፣
እንሀልካ ልሳነይ፡
ይዘምር ውዳሰኻ።
2. እንሀ ኢደ እግረይ፡
ኵሉ ሳዕ የገልግልካ፣
እንሀልካ ገንዘበይ፡
ኣይበቅቆን’የ ንዓኻ።
3. እንሀልካ ህይወተይ፡
ይፈጽም’ውን ፍቓድካ፣
እንሀ ዅለንተናይ፡
ኦ ኣምላኽ፡ ባህ የብልካ።
(መዝ. 40:8፣ ዮሃ. 8:29፣ 2 ቈረ. 10:5 እውን ርአ።)