ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ነሓሰ ገጽ 4
  • ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ መዝሙር ምስጋና ዘምሩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
  • ብታሕጓስ ዘምር!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ሙዚቃ ኣብ ዘመናዊ ኣምልኾ ዘለዎ ቦታ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ንኣምላኽ ዘሐጕስ ሙዚቃ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ነሓሰ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 15-16

ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ

15:1, 2, 11, 18, 20, 21

ሙዚቃ ኣብ ኣተሓሳስባናን ኣብ ስምዒትናን ሓያል ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል እዩ። መዝሙር ኣገዳሲ ኽፍሊ እቲ ንየሆዋ እነቕርቦ ኣምልኾ እዩ።

  • ሙሴን ጕጅለ እስራኤላውያንን ንየሆዋ መዝሙር ዓወት ይዝምሩ።

    ሙሴን እስራኤላውያንን ብተኣምራዊ መገዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ስለ ዝደሓኑ፡ ንየሆዋ ብመዝሙር ወደስዎ

  • ሌዋውያን መለኸት ይነፍሑን ንየሆዋ ኼምልኹ ይዝምሩን።

    ንጉስ ዳዊት፡ ሙዚቀኛታትን ዘመርትን ኰይኖም ኣብ ቤተ መቕደስ ዘገልግሉ 4000 ሰባት መዲቡ ነይሩ

  • የሱስን እቶም እሙናት ሃዋርያቱን ንየሆዋ ብመዝሙር ይውድስዎ።

    ድሮ እታ የሱስ ዝሞተላ ምሸት፡ ንሱን እቶም እሙናት ሃዋርያቱን ብመዝሙር ንየሆዋ ወዲሶምዎ

ንየሆዋ ብመዝሙር ክውድሶ ዝኽእለሉ እንታይ ኣጋጣሚታት ኣሎኒ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ