ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 113
  • ሰላምና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰላምና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰላምና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ናይ ሓቂ ሰላም—ካበየናይ ምንጪ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ሰላም—ከመይ ጌርካ ትረኽባ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም ሰላም ክትረክብ ትኽእልዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 113

መዝሙር 113

ሰላምና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ዮሃንስ 14:27)

  1. 1. የሆዋ፡ ኣምላኽ ሰላም፡

    ኣምላኽ ሓድነት፡

    ንውግእ ደው ኬብል’ዩ፡

    ኬምጽእ ስኒት፣

    ሕያዋይ እዩ ወዱ፡

    ናይ ሰላም መስፍን፣

    ንእከይ ምስ ሰዓረ፡

    ሰላም ይሰፍን።

  2. 2. ቈየቛ ሓዲግናዮ፡

    ነድሪ ኣርሒቕና፣

    ናውቲ ሰላም ኰይኑ

    ሴፍና ዂናትና፣

    ሰላምና ንኸይዝረግ፡

    ይቕረታ ንግበር፣

    ከም ኣባጊዕ ክርስቶስ

    ብሰላም ንንበር።

  3. 3. መርትዖ’ዩ ሰላምና፡

    ናይ በረኸቱ፣

    ተሓጒስና ንሕሉ፡

    ንትእዛዛቱ፣

    ንሰባት’ውን ነርእዮም፡

    መገዲ ሰላም፣

    ምእንቲ ኺርስተዩ፡

    ህይወት ዘልኣለም።

(መዝ. 46:9፣ ኢሳ. 2:4፣ ያእ. 3:17, 18 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ