ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 122
  • ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽኑዓት ኩኑ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • “ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ኬበርትዓካ እዩ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ብዘንቀደ ልቢ ንየሆዋ ምግልጋል ኣይተቋርጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 122

መዝሙር 122

ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(1 ቈረንቶስ 15:58)

  1. 1. ህዝብታት ኣመና ተረቢሾም፣

    ብጽባሕ እምብዛ ተጨኒቖም።

    ንሕና ግን ንመላለስ ብጽንዓት፡

    ’ወ ብተኣማንነት።

    (ኣዝማች)

    ንመላለስ ጸኒዕና፣

    ካብዛ ዓለም ርሒቕና፣

    ናይ ዘልኣለም ህይወት’ውን

    ክንወርስ ኢና።

  2. 2. ’ዛ ዓለም መሊኣ ብፈተና፣

    ክንስዕራ ንኽእል ብልቦና።

    ንነብር’ውን ከይተነቓነቕና፡

    ክፍኣት እንተ ጸሊእና።

    (ኣዝማች)

    ንመላለስ ጸኒዕና፣

    ካብዛ ዓለም ርሒቕና፣

    ናይ ዘልኣለም ህይወት’ውን

    ክንወርስ ኢና።

  3. 3. ንኣምላኽ ነገልግሎ ተጊህና፣

    ኣብ ዕዮ ጐይታ ንግበር እጃምና።

    ከይተወድኣ ዳሕሮት መዓል’ታት፡

    ሃየ ንስበኽ ብስራት።

    (ኣዝማች)

    ንመላለስ ጸኒዕና፣

    ካብዛ ዓለም ርሒቕና፣

    ናይ ዘልኣለም ህይወት’ውን

    ክንወርስ ኢና።

(ሉቃ. 21:9፣ 1 ጴጥ. 4:7 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ