ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 149
  • መዝሙር ዓወት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዝሙር ዓወት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ነቲ ቓል ስበኽ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሓደ ወድኻ ሂብካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 149

መዝሙር 149

መዝሙር ዓወት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ዘጸኣት 15:1)

  1. 1. ዓብዪ’ዩ ስሙ፡ ’ሞ ንየሆዋ ዘምሩሉ፣

    ንሰራዊት ግብጺ ኣብ ባሕሪ’ዩ ኣጥሒሉ።

    ወድሱ ንያህ፡

    ’ወ የልቦን ካልእ ብዘይካኡ፣

    የሆዋ’ዩ ስሙ፡

    ዓወት መለለዪኡ።

    (ኣዝማች)

    ኦ የሆዋ ’ቦ፡ ልዑል ኣምላኽ፡

    ንሓዋሩ ዘይትልወጥ ኢኻ፣

    ክትስዕሮም ኢኻ ንጸላእትኻ፣

    ክትቅድሶ’ውን ንስምካ።

  2. 2. ጸላእቲ ኣምላኽ፡ ተጻረርቱ ዘበሉ ዅሎም፡

    ሓይሊ’ኳ ’ተ’ለዎም፡ ኣኺሉ’ዩ ውርደቶም፣

    ካብ ኣርማጌዶን

    ኣይኬምልጡን እዮም ሃዲሞም፣

    የሆዋ ስም ኣምላኽ

    ምዃኑ ኺፈልጡ’ዮም።

    (ኣዝማች)

    ኦ የሆዋ ’ቦ፡ ልዑል ኣምላኽ፡

    ንሓዋሩ ዘይትልወጥ ኢኻ፣

    ክትስዕሮም ኢኻ ንጸላእትኻ፣

    ክትቅድሶ’ውን ንስምካ።

(መዝ. 2:2, 9፣ 92:8፣ ሚል. 3:6፣ ራእ. 16:16 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ